Browsing Category
ቢዝነስ
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ሸቕሊ ኣልቦነት ንምፍታሕ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ሸቕሊ ኣልቦ ንምፍታሕ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ፌዴራል ገሊፁ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ንጉሱ ጥላሁን ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ን1 ነጥቢ 6 ሚሊዮን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ…
ኣብ ወርሒ ሚያዚያ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሚያዚያ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ከይሓወሰ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 43…
ልዕሊ 53 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ኮንትሮባንድ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 53 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑ ኮንትሮባንድ ካብ ውሽጢ ዓዲ ክወፁን ካብ ካልእ ሃገር ንውሽጢ ዓዲ ክኣትው ክብሉ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ከምዝተትሓዙ ሚኒስትር እቶት ኣፍሊጡ።
እቲ ናውቲ ኮንትሮባንድ የጎዓዕዛ ዝነበራ 35…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ በረራ ልዕሊ 1 ሚሊየን ቢልቃጥ ክታበት 19 ኣጎዓዒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ በረራ ልዕሊ 1 ሚሊየን ቢልቃጥ ክታበት 19 ኣጎዓዒዙ።
እቲ ክታበት ካብ ቤጅንግ ናብ ዋና ከተማ ዚምባቡዌ ዋና ብኣዲስ ኣበባ ኣቢሉ ከምዘጎዓዓዘ ተገሊፁ።
ብተመሳሳሊ ትማሊ ካብ ቻይና ንኢትዮጵያ ዝተለገሰ 300 ሺሕ…
ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ንዝተትሓዘ ሸቶ ኣቕርቦት ኤሌክትሪክ ዝውዕል ናይ 500 ሚሊየን ዶላር ልቓሕ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ማሕበር ልምዓት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ንዝተትሓዘ ሸቶ ኣቕርቦት ኤሌክትሪክ ዝውዕል ናይ 500 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ልቓሕ ኣፅዲቑ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓይሊ…
ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ገይሮም።
ኢዜማ፣ ፓርቲ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ፣ መኢአድ፣ ፓርቲ ህዳሴ፣ ዴሞክራሲያዊ ህብረት ኢትዮጵያ፣ ፓርቲ ኣዲስ ትውልድን ካልኦት…
ብልዕሊ ብር 5 ቢሊየን ወፃኢ ዝተገበረሉ ፋብሪካ ዘይቲ ደብሊውኤ ፈተነ ፍርያት ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ማርቆስ ብበዓል ሃፍቲ ወርቁ ኣይተነው ዝተሃነፀን ልዕሊ ብር 5 ቢሊየን ወፃኢ ዝተገበረሉን ፋብሪካ ዘይቲ ደብሊውኤ ፈተነ ፍርያት ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣገኘሁ ተሸገርን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ንግዲ ሕጊ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ንግዲ ሕጊ ኣፅዲቑ።
እቲ ኣዋጅ ን62 ዓመታት ኣብ ስራሕ ዝነበረ እንትኸውን፥ ካብ 1979 ዓ.ም ጀሚሩ እናተመሓየሸ ዝመፅአ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብቲ ኣዋጅ ዝነበሩ 825 ዓንቀፃት ከምዝተመሓየሹ ተገሊፁ።
እቲ…
ቀዳማይ ምዕራፍ ኳዕቲ ጉድጓድ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ሃፋ ቱሉሞዬ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኣሩሲ ከባቢ ኢተያ ዝተጀመረ ቀዳማይ ምዕራፍ ኳዕቲ ጉድጓድ ህንፀት ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ ቱሉሞዬ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።
እቲ ፕሮጀክት 150 ሜጋዋት ሓይሊ ንምርካብ ኣብ ክልተ ምዕራፋት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ ብር 200 ሚሊየን ፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ ብር 200 ሚሊየን ፈፂሙ።
እቲ ባንኪ ዕድጊት ቦንድ ፈፂሙ ዘሎ፥ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያን መተሓባበሪ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ተሳትፎ ህዝቢ ግድብን ብምትሕብባር ኣብ ዝተሰናድአ…