Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገበሩ ክልተ ኢንዱስትሪታት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገበሩ ክልተ ኢንዱስትሪታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ቤት ዕዮ ኣይተ እሼቴ ኣስፋው፥ እቲ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ ክልተ ፋብሪካታት ቢራ ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም…

ኢትዮጵያን ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ሰነድ ስምምዕነት ናይ ሓባር ዕዳጋ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ሰነድ ስምምዕነት ናይ ሓባር ዕዳጋ  ከቲመን። እቲ ናይ ሓባር ከባቢ ንምልማዕ ዘውዕል ስምምዕነት 6 ነጥብ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝበፅሕ ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ንምምሕያሽ ምምሕዳር…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን ሓዱሽ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ካብ ፅባሕ 27 ለካቲት ክሳብ 30 መጋቢት  2013 ዓ.ም ተግባራዊ ዝኸውን ሓዱሽ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ አዲስ አበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ቤንዚን ብሊትር 25 ብርን 86 ሳንቲምን፥…

ኦሞቲክ ዝተብሃለ ማሕበር ብ114 ሚሊየን ብር ኣብ ኮይሻ ሎጅ ክትሃንፅ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኦሞቲክ ሓፈሻዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ብ114 ሚሊየን ብር ኣብ ኮይሻ ሎጅ ከምዝሃንፅ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ኣብ መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተተለመ ፕሮጀክት ኮይሻ እቲ ሎጅ ንምህናፅ ዘኽእል ሓሙሽተ ሄክታር መሬት ከምዝተረከበ እውን ተሓቢሩ።…

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝፈረየ 17 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ዕዳጋ ኣቲዩ – ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍረይቲ ውሽጢ ዓዲ ዝፈረየ 17 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ዕዳጋ ከምዘኣተወ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ድሌትን ቀረብን መሰረታዊ ሸቐጣት ብምምላእ ኩነታት ናብራ ሕብረተሰብ…

ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣድላዪ ስርዓት ጉምሩክ እንተይተፈፀመሎም ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምእታው ፈተነ ዝተገበረሎም ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ሚኒስቴር እቶት ከምዝበሎ፥ሸሞንተ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት 95 ሚሊየን ፍረ ዕምበባ ምጉዕዓዙ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት 95 ሚሊየን ፍረ ዕምበባ ምጉዕዓዙ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ነቲ ፍረ ዕምበባታት ከጎዓዕዞም ዝኸኣለ፥ ኣብ እዋን መዓልቲ ቫላንታይን ጥራሕ ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡ ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን እቲ…

ዘፈር ኢንዱስትሪ ቆርበት ንምምሕያሽ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ 7 ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ 1 ነጥቢ 8 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካን ኣታዊ ምርካቡ ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ፡፡ ዘፈር ፍርያት ሕርሻ 1 ነጥቢ 178 ቢሊየን፣ ዘፈር ማኑፋክቸሪንግ 211 ነጥቢ 4 ሚሊየን፣…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሹድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 83 ቢሊየን ተቐማጢ ገንዘብ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሹድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 83 ቢሊየን ተቐማጢ ገንዘብ ክእክብ ምኽኣ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ መንፈቕ ዓመት 2013 ዓ.ም 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሓደሽቲ ሒሳብ ቁፅሪታት ዘኽፈተ እንትኸውን፥ ናይ ትልሙ 221 ሚኢታዊ…

ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ያስሚን ወሀብረቢ ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣሞስ ኪፕሮኖ ቼፕቶ ተዛቲየን። እቲ ባንኪ ልምዓት ብፍላይ ኣብ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት፣  ትራንስፖርት፣ ኢነርጂ፣ ክንክን ማይን ፅሬትን፣  ግብርና ዝገብሮ…