Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ሰለስተ ትካላት ልምዓት ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ኣትሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ምፍራይን ሓይሊን ዝተዋፈሩ ሰለስተ ትካላት ልምዓት ኣብ መፋርቕ ዓመት ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ኣትሪፎም። ኣብ ትሕቲ ኤጀንሲ ምሕደራን ትሕዝቶን ትካላት ልምዓ መንግስቲ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ትካላት ልምዓት እቶም ሰለስተ ትካላት ልምዓት ብር…

ኣብ መሸጢ ችርቻሮ ዋጋ ፍርያት ዳዲ ክለሳ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 30 ለካቲት2013 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ መዓልቲታት ኣብ መሸጢ ችርቻሮ ዋጋ ፍርያት ዳዲ ክለሳ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ፡- ቤንዚን ብር 25ን 82 ሳንቲምን ሕውስዋስ…

ልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረለን 47 መሳርሒታት ወደብ ናብ ስራሕ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደረቕ ወደብ ሞጆ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንምሃብ ዘኽእላ ልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረለን 47 መሳርሒታት ወደብ ናብ ስራሕ ኣቲየን። ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ዝተገዝኣ እተን መሳርሒታት ወደብ ስነ ሰርዓት ምረቐአን ኣብ ደረቕ ወደብ…

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 143 ቢሊየን ናብ ሃገር ዝኣተወን ኣብ ቀፃሊ ዝኣቱን ልቓሕን ሓገዝን ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 143 ቢሊየን ናብ ሃገር ዝኣተወን ኣብ ቀፃሊ ዝኣቱን ልቓሕን ሓገዝን ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኢትዮጵያ ካብ ክልተ ቀንዲ ቀንዲ ፍልፍላት እቶት ልቓሕን ሓገዝን ንመፈፀሚ ፕሮግራማት…

ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መዕቖሪ ነዳዲ፣ መአዘዚ ሃዲድ ባቡርን መራገፊ ነዳዲን ኣዋሽ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መዕቖሪ ነዳዲ፣ መአዘዚ ሃዲድ ባቡርን መራገፊ ነዳዲን ኣዋሽ ተጀሚሩ። እቲ ፕሮጀክት ዝህነፅ ኣብ ክልል ዓፋር እንትኸውን፥ ብ2 ነጥቢ 8 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ምኡእ ወፃኢ እቲ…

መንግስቲ ኣብ ዘሓለፉ ክልተ ዓመታት ብር 24 ቢሊየን ምወላ ምግባሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ወርሒ ጥሪ መጠነኛ ክለሳ ዋጋ ነዳዲ ምግባሩ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ዓለም ስዒቡ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ቀረብ ፍርያት ዋጋ ነዳዲ ውስን ክለሳ ዋጋ ከምዝተገበረ ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ንልምዓት መገዲ ዝውዕል ብር 190 ሚሊየን ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ጃፓንን ንልምዓት መገዲ ኣስፋልት ዝውዕል ብር 190 ሚሊየን ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ያስሚን ወሃቢረቢን በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታኮን…

ሚኒስቴር ንግዲ ኣብ እዋናዊ እታወት ዘይቲ ዘለዉ ፀገማት ኣድሂቡ ምስ ኣፍረይቲን ኣምፃእቲን ሓዊሱ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዘለዉ ኣካላት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲ ኣብ እዋናዊ እታወት ዘይቲ ዘለዉ ፀገማት ኣድሂቡ ምስ ኣፍረይቲን ኣምፃእቲን ሓዊሱ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዘለዉ ኣካላት ተዛቲዩ። ካብ 2002 ዓ.ም ጀሚሩ ዋጋ ዘይቲ ኣብ ዕዳጋ ብተኸታታሊ ናይ ምውሳኽ ዝንባለ የርኢ እምበር፥ ካብ ቅድሚ ሓደ…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬሕይወት ታምሩ ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብቲ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 25 ነጥቢ 57 ቢሊየን ብር…

ኢትዮጵያን ቱርክን ኣብ መንጎአን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ናብ 1 ቢሊየን ዶላር ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ኣብ መንጎአን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ናብ 1 ቢሊየን ዶላር ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ አለበል ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻምናይ ኣኼባ ኮሚሽን ሕብረት ኢኮኖሚ፣ ንግዲን ቴክኒክን ኢትዮ ቱርኪ ኣብ…