Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 400 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 400 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ። እቲ ሓገዝ ፕሮግራም ሴፍቲኔት ከተማ ንምሕጋዝ ዝውዕል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ኣፍሎጡ። ካብ ውሽጢ እቲ ሓገዝ 50 ሚሊየን ዶላር ስደተኛታት ኣብ…

ኢትዮጵያን ጀርመንን ሓገዝ ስምምዕነት 100 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጀርመንን ሓገዝ ስምምዕነት 100 ሚሊየን ዩሮ ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣወርን ፈሪሞምዎ። ኢትዮጵያ ምስ ቫይረስ ኮሮና…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንዕብየት ዓውዲ ግብርና ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንዕብየት ዓውዲ ግብርና ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን…

ካብ ወፃኢ ንግዲ 400 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተለመ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ንግዲ 400 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተለመ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን ኣብቲ በዘት ዓመት ን45 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ከም ዝሰርሕ እውን…

ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብልቓሕን ብሓገዝን ልዕሊ ብር 106 ቢሊየን ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብልቓሕን ብሓገዝን ብር 106 ነጥቢ875 ቢሊየን ከምዝረኸበት ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እዚ እቲ ብር 37 ነጥቢ 38 ቢሊየን ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ፋይናንስን ለገስቲ ሃገራትን ብልቓሕ ዝተረኸበ…

ቻይና ንመበል ሳልሳይ ጊዘ ደገፍ ናውቲ ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስኮሮና ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ቻይና ንመበል ሳልሳይ ግዘ ደገፍ ናውቲ ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስኮሮና ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ። እቶም ናውቲታት ሕክምና፥ 500 ሺሕ ሰርጂካል ማስክ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን፣ 65 ሺሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን፣ 10 ሺሕ ኣልባሳት ሕክምናን መሸፈኒ…

ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ኩባኒያ ሪችላንድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማይሕር ፈተነ ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ በባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቡሬ ብኩባኒያ ሪችላንድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝህነፅ ዘሎ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ፈተነ ፍርያት ጀሚሩ። ብልዕሊ ብር 991 ሚሊየን ዝተሃነፀ እቲ ፋብሪካ ኣብዚ ሕዚ እዋን ናብ ብርኪ ፈተነ ከምዝኣተወ…

ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ንውፅኢታውነት መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሲቪክ ማሕበራት ግደኦም ንክዋፅኡ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ንውፅኢታውነት መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት  ሲቪክ ማሕበራት ግደኦም ንክዋፅኡ ሓቲቱ። እቲ ኮሚሽን ምስ ትካላት ሲቪክ ማሕበራት ብዛዕባ እቲ መሪሕ ትለሚ ዝዛተ ዘሎ እነትኸውን፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን እቲ ፕላን ዶክተር ፍፁም…

ዓውዲ ውልቀ ምህዞ ብዝተሓወሶ መገዲ እቶት ብምዕባይ ኣብ ኢንዱስትሪ ቡና እንተሰሪሑ ዝሓሸ ውፅኢት ክርከቦ ይኽእል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓውዲ ውልቀ ምህዞ ብዝተሓወሶ መገዲ እቶት ብምዕባይ ኣብ ኢንዱስትሪ ቡና እንተሰሪሑ ዝሓሸ ውፅኢት ክርከቦ ይኽእል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቡና ኢትዮጵያ እታዎታት ብምውሳኽ…

ብሄራዊ ባንኪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ወፃእ ኣብ ገዛ ይኹን ካሊእ ቦታ ምቕማጥ ከልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ወፃእ ኣብ ገዛ ይኹን ካሊእ ቦታ ምቕማጥ ከልኪሉ። ኣመሓዳሪ እቲ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ፥ ብሄራዊ ባንኪ ዘውፅኦም ኣርባዕተ መምርሒታት ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም።…