ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 775 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
በቲ ዝተገበረ ምርመራ 35 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።…
ዝኾነ ሰብ ኣብ ውሽጢ ዝነብረሉ ዞባ ጥራሕ ክንቀሳቀስ ከምዝኽል ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልል ትግራይ ገሊፁ
አዲስ አበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ምምሕያሽ ገይሩ።
እቲ ኮማንድ ፖስት ኣብ ትማሊ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ውሽጢረዳ ጥራሕ ተወሲኑ ዝነበረ ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ናብ ዞባ ኸዓቢ ውሳነ ኣመሓላሊፉ ኢዩ።…
ኢጋድ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዘኽእል 800 ሺሕ ብር ዝግመት ናውቲ ለጊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢጋድ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዘኽእል 800 ሺሕ ብር ዝግመት ናውቲ ንሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣረኪቡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ነቲ ዝተገበረ ደገፍ ብምምስጋን፥ እቲ ሓገዝ ዝርገሐ ቫይረስ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ኣብ ዶብ፣…
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 9 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 580 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
በቲ ዝተገበረ ምርመራ ትሽዓተ ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስትር ጥዕና ወይዘሮ ሊያ…
ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ትዋሰነሎም ጠረፋት ተወሰኽቲ 5 ኬላታት ክትከፍት ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ትዋሰነሎም ጠረፋት ተወሰኽቲ ሓሙሽተ ኬላታት ክትከፍት ኢያ።
እቶም ዝኽፈቱ ኬላታት ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝግበር ቁፅፅር ምቹው ንምግባር ምዃኑ ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን ኣፍሊጡ።
እቲ…
ሌሴቶ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ፈላማይ ሰብ ምርካባ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኣፍሪካ ክሳብ ሕዚ ቫይረስ ኮሮና ዘይተመዝገበላ ብሕታዊት ሃገር ሌሴቶ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ፈላማይ ሰብ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ።
ሌሴቶ ሙሉእ ብሙሉእ ብደቡብ ኣፍሪካ ዝተኸበበት ሃገር እንትትከውን፥ ናብ ደቡብ ኣፍሪካን ስዑድ ዓረብን ተጓዒዞም ኣብ…
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 2 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 650 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ክልተ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
እቶም ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ኩሎም ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ ዓዲ…
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 11 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 424 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 11 ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
እቶም ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ኩሎም ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ…
ሰራሕተኛታት ቤተ-መንግስቲ ኣሜሪካ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክገብሩ ተኣዚዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤተ-መንግስቲ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ብሙሉኦም መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክገብሩ ተኣዚዞም።
ተሓጋገዝቲ እቶም ፕሬዚዳንትን ምኽትሎምን ብቫይረስኮሮና ድሕሪ ምልካፎም እዩ እቶም ሰራሕተኛታት ማስክ ክጥቀሙ ትእዛዝ ተዋሂቡዎም ተባሂሉ።…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 11 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 764 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 11 ሰባት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት በቲ ቫይረስ ምልካፎም ካብ ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን…