Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንካልኣይ ግዘ ዘንሳዕረረ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ስግኣት ፈጢሩ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንካልኣይ ግዘ ዘንሳዕረረ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ስግኣት ከምዝፈጠረ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 35 ሰባት እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም እንትኸውን፥ ብሓፈሻ ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ኣብታ ሃገር 69 ሰባት ቫይረስ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 241 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 241 ምብፅሑ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ 29 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ትማሊ ኣማስዩ…

ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዓሊሙ ንዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ልዕሊ 37 ሚሊየን ዶላር ሓጊዛ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዓሊሙ ንዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ልዕሊ 37 ሚሊየን ዶላር ሓጊዛ። እቲ ሓገዝ ብዋናነት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን፣  ተቓላዕነት ሕብረተሰብ ንምቕናስ ከምኡ'ውን ግንዛበ…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ 3 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 861 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ሚኒስተር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እተን በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፋ ዝተረጋገፃ ውልቀ ሰባት…

44 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና ክጥቅዑ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክሳብ 44 ሚሊየን ዘኣኽሉ ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና ክጥቅዑ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ቢሮ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍካ ሎሚ መዓሊቲ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ብዘቃለሖ ሓበሬታ፥ ካብ 29 ክሳብ 44 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና…

ኣብ ትግራይ ብቫይረሰ ኮሮና ዝተትሓዙ 4 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ብቫይረሰ ኮሮና ዝተትሓዙ 4 ሰባት ተረኺቦም። ቫይረሰኮሮና ተረኺብዎም ዘለው 4 ሰባት ካብ ጅቡቲ ናብ መቐለ ዝመፅኡ እዮም ተባሂሉ። በቲ ቫይረስ ካብዝተትሓዙ እቲ ሓደ ወዲ 33 ዓመት ገናሒ መኪና ኢዩ። እቶም ዝተረፋ ሰለስተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ 25 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 847 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 25 ሰባት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውፅኢት፥ ቅድመ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ብዝብል ካብ ዝተገለፀ…

ሕብረተሰብ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝገብሮ ጥንቃቐ ኣሐይሉ ክቕፅል ይግባእ – ዶክተር ሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ሕብረተሰብ ብኮቪድ-19 ዝተሓዙ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ይመፅእ ስለዘሎ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ዝገብሮ ጥንቃቐ ኣሐይሉ ንኽቕፅል ኣተሓሳሲበን። እተን ሚኒስትር ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 17 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብዝተገበረሎም 1 ሺሕን 382 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 17 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ከምዝተትሓዙ ዝተረጋገፀ ኩሎም ሰባት…

ዶክተር ሊያ ኣብ ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ኤካ ኮተቤ ዑደት ኣካዪደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ኤካ ኮተቤ ዑደት ኣካዪደን። ብተላባዲ ሕማም ኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ሕክምነኦም እናተኸታተሉ ኣብ ዝርከብሉ ማእኸል ኣብ ዝገበረኦ ዑደት፥ ኣወሃህባ ግልጋሎት ብዝበለፀ…