Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሞሮኮ ብኣማኢት ዝቑፀሩ እሱራት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ልዕሊ 300 እሱራት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ። ኣብ ሞሮኮ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ብዙሓት ሰባት ከምዘለዉ ክፍለጥ ዝኸኣለ፥ ኣብታ ሃገር ብዝተገበረ ኣልማሚት ምርመራ እሱራት ኢዩ። እቲ ምርመራ ንኽጅመር ቀንዲ ምኽንያት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 4 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 766 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብዚኦም እቶም ኣርባዕተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 80 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብዚኦም እቶም ክልተ…

ብቫይረስኮሮና ንዝሓመሙ ሰባት ግልጋሎት ምትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒ ናብ መላእ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕርቦት መድሓኒት ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ንዝሓመሙ ሰባት ግልጋሎት ምትንፋስ ዝሕግዝ ሲሊንደራት ኦክስጅን ናብ መላእ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መሳርሒ 3 ሺሕን 322 በዝሒ ዘለዎ እንትኸውን፥ ናብ 31 ዝተመረፃ ሆስፒታላት፣…

ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ መዓልቲ 750 ሰባት ናይ ምምርማር ተኽእሎ ዘለዎ ተወሳኺ ማእኸል መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ክኽፈት ኢዩ – ቢሮ ሓላዋ ጥዕና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ መዓልቲ 750 ሰባት ናይ ምምርማር ተኽእሎ ዘለዎ ተወሳኺ ማእኸል መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና (RT_PCR) ኣብዚ ሰሙን ንምኽፋት ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ ሓላዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ምስ…

ካብ ቫይረስ ኮሮና ዝሓወዩ ቀዳማይ ሚኒስተር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ስረሖም ብዕሊ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ካብ ቫይረስ ኮሮና ስለዝሓወዩ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ስረሖም ብዕሊ ጀሚሮም። እቲ ቫይረስ ምስተረኸቦም ኣብ ከተማ ለንደን ዝርከብ ሴንት ቶማስ ሆስፒታል ኣትዮም ንሓደ ሰሙን ጥቡቕ ሕክምናዊ ክትትል…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ዝሓወዩ ሰባት ቁፅሮም 50 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ዝሓወዩ ሰባት ቁፅሮም 50 ምብፅሑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍልጠን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም 943 ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ…

ኣብ መላእ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ለኸ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ሰለስተ ሚሊየን ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። መዓልታዊ ፀብፃብ ቫይረስ ኮሮና ወርልድኦሜተር ከምዘመላኸቶ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 3 ሚሊየን 4 ሺሕን 116 ከምዝበፅሕን ህይወቶም…

ብጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት መከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብመስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት መከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ብመሰረት እዚ ንሳልሳይ እዋን ዝተልኣኹ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን(ማስክታት)፣ 500 ሺሕ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ፍተሻ ገዘ ንገዛ ልዕሊ 3 ሚሊየን ገዛውቲ ተባፂሑ – ዶ/ር ሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተገበረ ፍተሻ ገዘ ንገዛ ልዕሊ ሰለስተ ሚሊየን ገዛውቲ ከምዝተባፅሐ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ፍተሻ ዝርገሐ…