ህዝብና መንግስቲ ብመሰረት ዘውረዶ መምርሒ ብሙሉእ ትግሃት ንዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓስ እንእድ – ዶክተር ደብረፂዮን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ህዝቢ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ መንግስቲ ብመሰረት ዘውረዶ መምርሒ ህዝቢ ብሙሉእ ትግሃት ንዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓስ ንኢዶም።
እቶም ርእሰ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 4 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 842 ሰባት እቶም ኣርባዕተ ውልቀ…
ስዑድ ዓረብ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ፍርቂ ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንምሕጋዝ ቃል ኣቲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ዝኾነት ስዑድ ዓረብ ንክትባትን ተተሓሓዝነት ዘለዎም ፀረ ቫይረስ ኮሮና ስራሕቲን ንምስራሕ ዝውዕል 500 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምትገብር ኣፍሊጣ።
ስዑድ ዓረብ እቲ ሓገዝ ንምግባር ዝወሰነት፥ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19…
እንግሊዝ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ኣቑሑት ሕክምና ልኢኻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዘኽእሉ ኣቑሑት ሕክምና ልኢኻ።
እቶም ኣቑሑት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ንምሕጋዝ…
ዶክተር ሊያ ታደሰ ንሰብ ሞያታት ሕክምና ቻይና ምስጋና ኣቕሪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ንዝተለኣኹ ጉጅለ ሰብ ሞያታት ሕክምና ቻይና ኣመስጊነን።
እተን ሚኒስትር ኣብ መሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን ከምዝፀሓፈኦ፥ እቶም ሰብ ሞያታት ሕክምና ኣብ…
ብዳህሳስ ገዛ ንገዛ ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ትግራይ 33 ጥርጡራት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 5 ሚያዝያ ክሳብ ትማሊ 8 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ብዝተዛዘመ ዳህሳስ ገዛን ገዛ ቫይረስ ኮሮና 33 ጥርጡራት ከምዝተረኸቡ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ዳህሳስ፥ ብቐዳምነት ሕብረተሰብ ኣብቲ ሕማም ዘለዎ ግንዛበ እንታይ ከምዝመስል…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዓማዊሉ ን3 ኣዋርሕ ዝፀንሕ እፎይታ እዋን መኽፈሊ ልቓሕ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ምኽኒያት ብምግባር ንዓማዊል መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ን3 ኣዋርሕ ዝፀንሕ እፎይታ እዋን መኽፈሊ ልቓሕ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
ስለዝኾነ እቲ ባንኪ ክእክቦ ዝነበረ ኣስታት ልዕሊ ቢሊየን ብር ናብ ዝቕፅል እዋን…
ቻይናውያን ሰብ ሞያ ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል እትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝተልኣኹ ቻይናውያን ሰብ ሞያ ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ 12 ኣባላት ዝሓዘ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ድማ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 7 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሸውዓተ ተወሰኽቲ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኡ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 401 ሰባት እቶም ሸውዓት…
ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ምድሓን ህይወት ደቂ ሰባት ከድህብ ኢዩ – ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ምድሓን ህይወት ደቂ ሰባትን ኣብ ምክልኻል ምቁፅፃርን ቫይረስ ኮሮና ከምዘድህብ ዋና ዳይሬክተር እቲ ውድብ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊፆም።
ዶክተር ቴድሮስ፥ “ዝባኽን ሰዓት የለን” ክብሉ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ትዊተር…