ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 2 ሚሊየን ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ዓለም እናተላበደ ዝርከብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሪ 2 ሚሊየን 23 ሺሕን 217 ሰባት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
128 ሺህን 834 ሰባት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሕለፉ እንትኾኑ፥ 500 ሺሕን 996…
ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚልዮን ኣበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ትግራይ ብዝገበሮ ፃውዒት መሰረት ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚልዮን ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሮም።
ብመሰረት እዚ ሰራሕተኛታት ባንኪ ኣብሲንያ ዲስትሪክት መቐለ ብር ሓደ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብባይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 3 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 431 ሰባት ብባይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ናብ 85 ክብ ክብል ክኢሉ…
ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስ ኮረና ክልል ትግራይ ኣብ ምቕራብ መሰረታዊ ሸቐጣትን ካልኦት ዓውዲታትን ዝተፈላለዩ ውሳነታት ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልል ትግራይ ኣብ ምቕራብ መሰረታዊ ሸቐጣት፣ ኣገልግሎት ሒዝካ ምኻድ (Takeaway)ን ምጥቃም መዐወኒ ሺሻ ንምኽልኻልን ዘኽእሉ ውሳነታት ወሲኑ ኣሎ።
ኮማንድ ፖስት መኸተ ኮረና ቫይረስ ክልልና ኣብ ውሳነ ቑፅሪ…
ኤርትራውያን ተቐማጦ መቐለ ኣብ መዓስከራት ንዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራ ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መቐለ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ቅድሚ ሕደት ሰሙናት ኣብ መቐለ ብዘካየድዎ ኣኼባ ኣብ ዓለም ኣሻቓሊ ኮይኑ ዝርከብ ቫይረስኮሮና ብፍላይ ኣብ መዓስከራት ንዝርከቡ ስደተኛታት ዝያዳ ክሃሲ ከም ዝኽእል ተረዳዲኦም።
ንሳቶም ብዓቕሞም ክገብርዎ ዝኽእሉ ነገር…
ኣብ ትግራይ ሰብ ሃፍቲ ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝገብርዎ ገንዘባውን ንዋታውን ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብ ሃፍቲ ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝገብርዎ ገንዘባውን ንዋታውን ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ።
በዓል ሃፍቲ ኣይተ ሃይለ ተ/ኪሮስ (ሃይለ ላምባ) ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር 6 ነጥቢ 2 ሚልየንን ንምምሕዳር ከተማ…
መንግስቲ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ 15 ቶን ዝምዘን እታዎታት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ 15 ቶን ዝምዘን እታዎታት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ።
እቶም ብመልክዕ ሓገዝ ዝተልኣኹ እታዎታት፥ ክዳውንቲ መከላኸሊ ምንኽኻእን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍጫን(ማስክ) ዘካተቱ ከምኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 1 ሚሊየን 870 ሺሕን በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት 1 ሚሊየን 870 ሺሕን 76 በፂሑ።
ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንሰ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ 116 ሺህን 52 ሰባት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሕለፉ እንትኾኑ፥ 441 ሺሕን 323 ሰባት ድማ ካብቲ…
መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብዕሊ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብዕሊ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ።
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከል ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ስራሕ ናይቲ ቦርድ ብዕሊ እንተጅምሩ ከምዝበሉዎ፥ ኢቲ ቦረድ ምስ ህይወት ደቂ ሰባት ብሰፊሑ ዝተኣሳሰረ ስለዝኾነ ኣብ ዝኾነ…
ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 74 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 74 እንትበፅሑ 14 ሰባት ድማ ካፍቲ ሕማም ከምዝሓወዩ ተገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም 247 ውልቀ ሰባት እቶም ሰለስተ ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ…