Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምክልኻል ቫይረስ ኮረና ዘገልግሉ ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምክልኻል ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዘገልግሉ 35 ሽሕ ሌትሮ ሳኒታይዘር፣ 30 ሽሕ ማስክ፣ 85 ሽሕ ጓንቲ ኢድ ሓካይምን 5 ሽሕ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና መልእኽቲ ዝሓዙ ብሮሸራትን ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ…

ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትካል ግልጋሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ተርሚናል ወደብ ሞጆ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ። ተርሚናልን ወደብን ሞጆ መብዛሕትኦም ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉን ዝመፅኡን…

ህዝቢ ትግራይ ከም ሕሉፍ ታሪኽ ቫይረስ ኮረና ንምሽናፍ ዓቕሚ ይኹን ተሞክሮ ኣለዎ – ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንሰለስተ ወርሒ ዘውፀኦ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣመልኪቶም ትማሊ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም። ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ…

ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ ለበዳ ሕማማት እንትመፅኡ ናይ ባዕሉ ኣወንታዊ ልምዲ ተጠቒሙ ናይ ምምካት ተኽእሎ ኣለዎ – መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ ለበዳ ሕማማት እንትመፅእ ናይ ባዕሉ ኣወንታዊ ልምዲ ተጠቒሙ ምምካት ከምዝኽእል ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ኣብ ዘውፀኦ ሳምንታዊ መልእኽቲ፥ “ፃህያይ ክጅምር ከሎ-ቶሎ ኢልካ ንቐሎ!!” ዝብል ብሂል…

ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ን6 ክልላትን ሃንቲ ከተማ ምምሕዳርን ሓገዝ ኣቑሑት መናፅሂ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ምምሕዳርኣዲስ ኣበባ ንሽዱሽተ ክልላትን ንከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋን ሓገዝ ኣቑሑት መናፅሂ ገይሩ። እቲ ከተማ ምምሕዳር ዝገብሮ ካልኣይ ዙር ሓገዝ ኣቑሑት መናፅሂ፥ ንክልላት ትግራይ፣ሶማሌ፣ ዓፋር፣ ሃረሪ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ጋምቤላን ከምኡ እወን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቦርድ ኣባላት መርማሪ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ብዘሳለጦ ፍሉይ ኣኼባ ቦርድ ኣባላት መርማሪ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ኮቪድ-19 ንምሻም ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ መርሚሩ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ፍሉይ ኣኼቡኡ ዝርገሐን መጠን ጉድኣትን ለበዳ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 9 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ትሽዓተ ሰባት ከም ዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 442 ሰባት እቶም ትሽዓተ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ተረጋጊፁ ኣሎ። ነዙይ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ መበል ካልኣይ ፍሉይ ኣኼብኡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል፣ ንምቁፅፃርን ዘስዕቦ ጉድኣት ንምቕናስን ዓሊሞም ዘውፅእዎ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዘ ተወሳኺ ሓደ ሰብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዘ ተወሳኺ ሓደ ሰብ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።   ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 294 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ካብዚኦም እቲ ሓደ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፈ ምርግጋፁ…

ቻይና ቀዳሞት ክልተ ብርኪ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምፍዋስ ዝተጠቐመትሉ ባህላዊ መድሓኒት ንኢትዮጵያ ክትልግስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ቀዳሞት ክልተ ብርኪ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምፍዋስ ዝተጠቐመትሉ ባህላዊ መድሓኒት ንኢትዮጵያ ብመልክዕ ደገፍ ክትልግስ ኢያ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሚኒስቴር ጥዕናን ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ…