Fana: At a Speed of Life!

ማረት ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ብር 2 ነጥቢ 2 ሚልዮን ዝዋግኡ ናውቲ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር ክልተ ነጥቢ ክልተ ሚልዮን ዝዋግኡ 1000 ኮበርታ፣ 1000 ኣንሶላን 12 ላፕቶፕ ኮምፕዩተራትን ካልኦት ናውቲታትን ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣረኪባ። ዳይሬክተር…

ቻይናዊት ከተማ ዉሃን ድሕሪ 11 ሰሙናት ምንቅስቓስ ፈቒዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንፈለማ እዋን ዝተረኸበላ ቻይናዊት ከተማ ዉሃን ድሕሪ 11 ሰሙናት ምቅስቓስ ከምዝፈቐደት ተገሊፁ። ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝርከበላ እዋን ጀሚሩ ንዝሓለፉ 76 መዓልቲታት ተዓፂያ ዝፀንሐት እታ ከተማ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚራ…

ኣብ ኢትየዮጵያ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ብዝብል ን5 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኣወጀ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ከምኡ እውን ከስዕቦ ዝኽእል ጉድኣት ንምንካይ ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዝምልከት ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ናይ ፅሑፍ መብርሂ ሂቡ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ…

ውሳነታት መበል 18 ህፁፅ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 18 ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። 1 . እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ከምኡ እውን እቲ ቫይረስ ከስዕቦ…

ብቫይረስ ኮሮና ንዝተለኸፉ ሰባት ዝሕግዙ ሰብ ሞያታት ጥዕና ዝኾኑ 645 መንበሪ ኣባይቲ ተዳሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና ንዝተለኸፉ ሰባት ዝሕግዙ ሰብ ሞያታት ጥዕና ዝዓርፉሎም 645 መንበሪ ኣባይቲ ከምዝተዳለዉ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ከምዝበለኦ፥ ኣብ እዋን ከይዲ ምቁፅፃርን ምላሽ ምሃብን ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና…

ኣብ ኢትዮጵያ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 3 ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 225 ሰባት እቶም ሰለስተ ውልቀ ሰባት ብኮቪድ-19 ከምዝተለኸፉ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቲ ቫይረስ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ኣብ…

ቤት ሚኒስትራት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናተበኣኣሰ ብምምፅኡ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ መጋቢት 30 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናተበኣኣሰ ምምፅኡ ምኽንያት ብምግባር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምእዋጁ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ እቲ ኣዋጅ ብዝምልከት ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ወዲ 9 ኣዋርሕ ህፃን ሓዊሱ 8 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 8 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም። በቲ ቫይረስ ካብ ዝተለኸፉ እቲ ሓደ ወዲ 9 ኣዋርሕ ህፃን እንትኸውን፥ ኣዲኡ እውን ብቫይረስኮሮና ከምዝተትሓዘት ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ንግልጋሎት ዜና…

ሚንስትር ምክልኻል ሰራዊት ኮትዲቯር ሃሚድ ባካዮኮ ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚንስትር ምክልኻል ሰራዊት ሃገረ ኮትዲቯር ሃሚድ ባካዮኮ ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም። እቶም ሚንስትር ምክልኻል ሰራዊት ዝኾነ ዓይነት ምልክት እቲ ቫይረስ ከምዘይተረኣዮም ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ብዝተገበረሎም ምርመራ ላቦራቶራ ግን ቫይረስኮሮና…

ኣብ ትግራይ ምርመራ ዝተገበረልም 21 ብቫይረስኮኖና ዝተጠርጠሩ ሰባት ውፅኢት ምርመረኦም ነፃ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ስራሕቲ ምርምራ ኮቪድ-19 ብዕሊ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ዝተቐበሎም 21 ጥሩጡራት ቫይረስኮሮና ዉፅኢቶም ካብቲ ቫይረስ ነፃ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ቐንዲ ትኹረቱ ኣብ ወሰንቲ መከላኽሊ ሜላ እቲ…