ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ዘኽእል ቅድመ ምድላዋት የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ኣድለይቲ ቅድመ ምድላዋት እናካየደ ከም ዝርከብ ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ገሊፁ።
ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ገብረእግዚኣብሄር ኪሮስ፥ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ከየጋጥም ዝከታተል ኮሚቴ ብተጣይሹ ኣሎ።…
ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ክትፈልጡዎም ዝግባእ ሓበሬታታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ 150 ሃገራት ዓለም በፂሑ ኣሎ።
ብምኽንያት እዚ ድማ ሰባት ብዛዕባ እዚ ሕማም ዘልዕሉዎም ሕቶታት እናወሰኹ መፂኦም ኢዮም።
ቢቢሲ ናይ ብዙሓት ሰባት ሕቶታት ኢዮም ብምባል ዘሰናድኦ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19)…
ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ካብ 222 ሺሕ ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት 222 ሺሕን 643 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
እቲ ቫይረስ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ዘለዎ ምስፋሕ በዝለዓለ መጠን ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ክሳብ ሐዚ 9 ሺሕን 115 ሰባት…
ኣብ ጣልያን ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 475 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጣልያን ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 475 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
ኣብታ ሃገር ክሳብ ሕዚ በዚ ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ኣስታት 3 ሺሕ ከምዝበፅሐ ዝተሓበረ አንትኸውን፥ እቲ ኣጋጢሙ ዘሎ መጠን ሞት ድማ ክሳብ ሐዚ…
ኣብ ጅቡቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጂቡቲብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ዝተረኸበላ ካሊእ ምብራቕ ኣፍካዊት ሃገር ኮይና ተመዝጊባ።
እቲ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ውልቀ ሰብ ቅድሚ ኣርባዕተ ማዓልቲ ናብ ጅቡቲ ዝኣተወ ኣባል ፍሉይ ሓይሊ ስፔን እንትኸውን፥ ትማሊ ብዝተገበረሉ ምርመራ ድማ በቲ…
ሰባት ኣብ ዝእከቡሉ ከባቢ ርሕቐት ምሕላው ዘለዎ ረብሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰብ ሞያ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኢድ ምሕፃብ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ስጉምቲታት ምውሳድ ኣድላዪ ምዃኑ ይምዕዱ።
ካብ ውሽጢ እዚኣቶም ድማ ሰባት ኣብዝበዝሑሉ ከባቢ ረሕቐት ሓሊኻ ምንቅስቓስ ከምዝግባእ ኢዮም ዝምዕዱ።
ምስ እዚ ተተሓሒዙ…
ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና።
ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ።
ኣመጋግባ…
ግልጋሎት ውሃብቲ ትካላት ኣብ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና እኹል ግንዛበ ንክህልወን ይስራሕ ኣሎ – ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ምስ ፍሰት ቱሪዝም ተኣሳሲሩ ናብ ትግራይ ዝኣትው ዑደተኛታት ጥንቃቐ ዝተመለኦ ግልጋሎት ንክህባ ግንዛበ ናይ ምዕባይ ስራሕቲ ምሃብ ምጅማሩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ብርኽቲ…
ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፉ ሰባት ከምዘለውወን ዘረጋገፃ ቁፅሪ ሃገራት ኣፍሪካ 27 በፂሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 27 ሃገራት ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፉ ሰባት ከምዘለውወን ኣረጋጊፀን ኣለዋ።
ብመሰረት እዚ ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣፍሪካ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ስጉምታት ይወስዳ ኣለዋ።
ደቡብ ኣፍሪካ በቲ ቫይረስ…
ቫይረስ ኮረና ንምምሕልላፍ መበገሲ ክኾኑ ዝኽእሉ ምንኽኻካእ ኢድ ዝደጋገመሎም ናውቲታት ግልጋሎት
https://www.facebook.com/tigrignafana/videos/193024322002504/