Fana: At a Speed of Life!

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክግበሩ ዝግበኦም ጥንቃቐታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ብምዃኖም እተን ትካላት ብምዕፃው እቶም ተምሃሮ ድማ ነናብ ስድራ ቤቶም ክምለሱ ምግባር፥ እቲ ቫይረስ ከይስፋሕፋሕ እናተወሰዱ ካብ ዝርከቡ ጥንቃቐታት እንትረአ ካብ ረብሑኡ ጉድኣቱ…

ኣሜሪካ ክትባት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ፈተነ ምሃብ ክትጅምር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ክትባት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ፈተነ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ከምትጅምር ኣፍሊጣ። ሰበስልጣን ኣሜሪካ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሎሚ መዓቲ ዝወሃብ ክትባት ኣብ 45 ፍቓደኛ ሰባት ከምዝግበርን እቲ ክትባት ድማ ዝኾነ ይኹን ግዳማዊ ጉድኣት…

ቫይረስ ኮሮና እንተሒዙካ ከመይ ትኸውን? ከመይከ ይሕከም?

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና(ኮቪድ-19) ኣብቲ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ እዩ ክረኣይ ጀሚሩ። ይኹን እምበር ኣብ ዝሓፀረ እዋን ዓለማዊ ለበዳ ብምዃን ኣብ ብዙሓት ሃገራት ተዘርጊሑ'ሎ። ንቡዙሓት ሰባት እቲ ሕማም ቀሊል እዩ፤ ንገለ ሰባት ግን ከምዝቐትል ይግለፅ።…

ብዛዕባ እንታይነት ሕማም ቫይረስ ኮሮና እንታይ ይፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ንምክልኻልን ዝርግሕኡ ንምጋትን እዞም ዝስዕቡ ነጥቢታት ተግባራዊ ምግባር ከምዝግባእ ሰብ ሞያታት ጥዕና ይመኽሩ። ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሃገረ ቻይና ጀሚሩ ናብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ኣፍሪካ እውን ሓዊሱ እናተስፋሕፈሐ ይርከብ፡፡ ብመሰረት…