Fana: At a Speed of Life!

ብራዚል ብለበዳ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ልዑል ቁፅሪ እናመዝገበት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚል ብለበዳ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ልዑል ቁፅሪ እናመዝገበት ምዃና ተገሊፁ። እታ ሃገር ለበዳ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝጅምር ብረቡዕ ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝልዓለ መጠነ ሞት ኣመዝጊባ ኣላ። ሚኒቴር ጥዕና እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዝሃቦ…

መዐቀኒ ከየማልኣ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ነካይድ ኢና ዝብላ ዘለዋ ትካላት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መዐቀኒ ከየማልኣ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ነካይድ ኢና ዝብላ ዘለዋ ትካላት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ይግባእ ክብል ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኢንስቲትዩት ካብ ሓደ ጠካል ምርመራ ላቦራቶሪ ብምብጋስ ኣብ ትካላት…

ቻይና 100 ሺሕ ክታበት ኮሮና ንቱኒዝያ ክትልግስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና 100 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮሮና ንሰሜን ኣፍሪካዊት ሃገር ቱኒዝያ ንምልጋስ ከምዝወሰነት ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ኣብ ሞንጎ ቻይናን ቱኒዝዚያን ዘሎ ዝፀንሐ ምሕዝነት ብምምልካትን ቱኒዚያ እቲ ለበዳ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ተሓሲቡ ዝተውሃበ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥማዕ ደም ካብ ሞንጎ ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 11 ክሳብ 17 ለካቲት ካብ ሞንጎ ጥማዕ ደም ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ከምዝተረኸቦም ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥራሕ 79 ሰባት ብምኽንያት እቲ ቫይረስ…

ብኮቫክስ ሓገዝ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ክታበት ኮቪድ19 ናብ ጋና ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብኮቫክስ ሓገዝ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ክታበት ኮቪድ19 ናብ ጋና ኣቲዩ። ኮቫክስ ንጋና 600 ሺሕ መጠን ዘለዎ ክታበት ቫይረስኮሮና ምሃቡ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ክታበት ኣብ ብሪታኒያ ዝማዕበለ ክታበት ኦክስፎርድ ኣስራዜኒካ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ጋና እቲ…

ክታበት ቫይረስኮሮና ብመደብ ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣፍሪካ ከምዝኣቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ክልተ ዓይነታት ከታበት ቫይረስ ኮሮና ፍርያት ኣክስፎርድ-ኣስትራዘኒካ ንሓደጋ ኣብ ልዕሊ ዝተቓልዑ ኣብ ረብሓ ክውዕሉ ኣፅዲቑ። እዚ ውሳነ እቲ ክታበት ብመደብ ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣፍሪካ ዝግዕዘሉ ኩነታት ዘመቻቹ እዩ ተባሂሉ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 613 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 740 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 643 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 144 ሺሕን 862…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 656 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 147 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 656 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 142 ሺሕን 994…

ተወሰኽቲ 885 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 88 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 677 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 885 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 142 ሺሕን 338 ከምዝበፅሐ…