ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 726 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 65 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 726 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 140 ሺሕን 883…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 547 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 632 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 547 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 139 ሺሕን 408…
ተወሰኽቲ 629 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 274 ሰባት ድማ ሒሹዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 109 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 629 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 137 ሺሕን 650 ከምዝበፅሐ…
ሕብረት ኣፍሪካ ተወሰኽቲ 400 መጠን ዘለዎም ክታበት ቫይረስኮሮና ከምዘቕርብ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ተወሰኽቲ 400 መጠን ዘለዎም ክታበት ቫይረስኮሮና ንኣባል ሃገራት ከምዘቕርብ ማእኸል ምክልኻን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ /ሲዲሲ/ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ጆን ንከንጋሶንግ፥ እቲ ክታበት ዝርከብ ስልሒት ኣስትራዜንካ ኦክስፎርድ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዑል ብርኪ ምብፅሑ ሰብ ሞያታት ጥዕና ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዑል ብርኪ ምብፅሑ ሰብ ሞያታት ጥዕና ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሰብ ሞያታት፥ ሕብረተሰብ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘርእዮ ዘሎ ምዝንጋዕ ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ…
ተወሰኽቲ 476 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 846 ሰባት ድማ ሒሹዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 852 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 476 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 135 ሺሕን 45 ከምዝበፅሐ…
ተወሰኽቲ 437 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 549 ሰባት ድማ ሒሹዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 342 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 437 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 134 ሺሕን 569 ከምዝበፅሐ…
ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ።
ክሳብ ሕዚ ብርኪ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝተተሓዙ ሰባት ቁፅሮም 100 ሚሊየን 286 ሺሕን 700 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡
ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት…
ተወሰኽቲ 365 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 783 ሰባት ድማ ሒሹዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 473 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 365 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 134 ሺሕን 132 ከምዝበፅሐ…
ተወሰኽቲ 469 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 686 ሰባት ድማ ሒሹዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 45 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 469 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 133 ሺሕን 767 ከምዝበፅሐ…