Browsing Category
ዝንቕ ፋና
ፕሬዚደንት ባይደን ገበነኛ ንዝተብሃለ ወዶም ምሕረት ገይረሙሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብኽልተ ገበናት ንዝተኸሰሰ ውላዶም ሃንተር ወግዓዊ ምሕረት ገይረሙሉ።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዘውፀእዎ መግለፂ፥ “ወደይ ንበይኑ ተነፂሉ መጥቃዕቲ በፂሕዎ፤ እዚ ድማ ምጥምዛዝ ፍትሒ እዩ” ኢሎም።
ሃንተር ባይደን ኣብ…
ንሰራሕተኛታቶም ብነፃ ምግቢ ዘቕርቡ ኩባኒያታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ናይ ሰራሕተኛታቶም ዓቕሚ ፀንቂቖም ንምጥቃምን ውፅኢታዊ ስራሕ ንምስራሕን ዓሊሞም ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ይህቡ።
ካብ መንጎ እቶም ትካላት ኣብ ዓለምና ዝርከቡ ገዘፍቲ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ፥ ፌስቡክ፣ ጉግል፣ ኣፕል፣ ኤክስን…
ቢዮንሴ ኣብ ታሪኽ ግራሚ 99 ግዜ ንሽልማት ብምሕራይ ክብረወሰን ሒዛ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ሽልማት ግራሚ 2025 ዓ.ም.ፈ ትማሊ ወግዓዊ ክኸውን እንከሎ፥ ቢዮንሴ ብ11 ዓውዲታት ሕፅይቲ ብምዃን ከምዝቐረበት ተገሊፁ።
ንዓኣ ስዒቦም ብሸውዓተ ዓውዲታት ሕፁያት ኰይኖም ዝቐረቡ ኬንድሪክ ላማር፣ ቻርሊ ኤክሲኤክስን ቢሊ ኣይሊሽን እዮም።…
ንሩሲያ ይስልል ነይሩ ዝተብሃለ ዓሳ ነባሪ ሞይቱ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሩሲያ ይስልል ነይሩ ዝተብሃለ ዓሳ ነባሪ ኣብ ጠረፍ ባሕሪ በኖርዌይ ሞይቱ ከምዝተረኸበ ተሓቢሩ።
እቲ ዓሳ ነባሪ ብቋንቋ ኖርዌይ "ህቫለ" ወይ እውን "ዓሳ ነባሪ" ዝብል ብምውሳድ ሽም ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ብምውሳኽ "ህቫልዲሚር" ዝብል…
ብግዝፈቱ ካብ ዓለም ካልኣይ ዝኾነ ዳይመንድ ኣብ ቦትስዋና ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግዝፈቱ ካብ ዓለም ካልኣይ ከምዝኾነ ዝተነገረሉ ዳይመንድ ኣብ ቦትስዋና ተረኺቡ፡፡
ካብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ዳይመድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1905 ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተረኸበ እንትኸውን÷ 3 ሺሕ 106 ካራት ከምዝኾነ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡
ሕዚ…
160 ኪሎ ሜትር ዝሽፍንን ዝኸበደ ውድድር ጕያ ዝፈፀመት ፈላሚት ጓልኣንስተይቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሪጣንያዊት ጃስሚን ፓሪስ ነቲ ኣብ ዓለም ዝኸበደ ውድድር ጉያ ዝፈፀመት ፈላሚት ጓል ኣንስተይቲ ኰይና።
ጃስሚን ነቲ “በርክሊ ማራቶን” ዝተሰመየ፥ 160 ኪሎ ሜትር ዝሽፍንን ልዕሊ 18 ሽሕ ሜትር ዓቐብን ቁልቁለትን ዘለዎ ውድድር ብትሕቲ 60…
ሓንቲ ኣድጊ ማንታ ወሊዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ቡርቃ ዲንቱ ቀበሌ ቡርቃ ኦዳ ሓንቲ ኣድጊ ማንታ ወሊዳ።
እታ ኣድጊ ኣብ ዝተፈላለየ ግዘ ሓደ ሓደ ዝወለደት ትኹን እምበር ማንታ ወሊዳ ከምዘይትፈልጥ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እታ ወረዳ የመላኽት፡፡
ማንታ ምውላድ እታ…
ቻይናዊያን መርዕኡ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ስነ ስርዓት መርዕዖም ይፍፅሙ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)12 ፅምዲ ቻይናዊያን መርዕኡ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ስነ ስርዓት መርዕዖም ይፍፅሙ ኣለዉ።
እቲ ኣደባባይ ነቶም ተመራዓውቲ “እንኳዕ ደስ በለኩም” ክብል መልእኽቱ ኣመሓላሊፉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ 3 ምራኹት ወሊዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ዛላ ቀበሌ ባዮ ዚማ ሓንቲ ላሕሚ ንኻልኣይ ግዘ ብሓደ ግዘ ሰለስተ ምራኹት ወሊዳ።
እታ ላሕሚን እቶም ምራኹትን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከቡ እውን ተገሊፁ፡፡
ወነንቲ እታ ላሕሚ ብሓደ ግዘ ንካልኣይ እዋን ሰለስተ…
ኣብ ትግራይ ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ህፃናት ብሰላም ተገላጊላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቕሮ ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ህፃናት ሎሚ መዓልቲ ብሰላም ተገላጊላ።
እታ ጓል 30 ዓመት ዝኾነት ወ/ሮ ኣፀደ ገብረመስቀል፥ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ ውቕሮ ኢያ ሓሪሳ።
እቶም ህፃናት ኣብ ደሓን ኩነታት ዘለዉ እንትኾኑ፥…