Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሰመራ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሰመራ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡
እቲ በዓል ብሶላትን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ኢዩ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡
በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡
ተኸተልቲ እምነት እስልምና እቲ በዓል ኣብ ስታዲየም ጋምቤላ ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን እናኽበሩዎ…
በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡
እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መቐለ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡
እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ባህርዳር ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ባህርዳር ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡
እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ሃረሪ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ክልል ሃረሪ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡
እቲ በዓል ኣብ ወረዳታት ገፀርን ከተማን እቲ ክልል ዝርከብ ህዝበ ሙስሊም ኣብ ከተማ ሃረር ስታዲየም ኢማም ኣሕመድ…
በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡
እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡
በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡
እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡
ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል…
በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡
እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡
ብቅድስት ኣባተ
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።
ኣብ መልእኽተን ድማ “ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ን1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር…