Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ምምሕዳር ፍትሓውነት፣ ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ለውጢ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ፍትሓውነት፣ ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ለውጢ ክመፅእ ከምዝኸኣለ ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ ሸውተ ዓመታት ብፍላይ ኣብ ምሕደራ ፈተና…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ። እቲ ካቢኔ ኣቀዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ዝቅፅሉ ስለስተ ኣዋርሕ ዝሰርሖም ስራሕቲ መሰረት ብምግባር ኢ ። ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል…

ቻይና ኣብ ዓውዲ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ምስ ብምክትል ፕሬዚዳንት ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ብሔራዊ ማሽነሪ ቻይና ሊ ሻይዩ ዝተመርሐ ልኡኽ ቢዝነስ ዘትዮም፡፡ ኣብቲ እዋን÷ እተን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ሜካናይዜሽን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም…

ሓይሊ ባሕሪ ዝተጀመሩ ዕዉታት ተግባራት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክፍሉ ብዝደልዮ መጠን ንምጥንኻርን ንሰራዊት ተወሳኺ ዓቕሚ ንምዃንን እናወገኖም ዝርከቡ ተግባራት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ፣ ህንፀት ዓቕሚን ህንፀት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶር) ካብ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶር) ካብ ሪፐብሊክ ታንዛኒያ ፕሬዚዳንት ሳሚያ ሱሉሁ ሐሰን (ዶ/ር) ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ከምዝበልዎ÷ሎሚ ንግሆ ካብቶም ፕሬዚዳንት ዝተለኣኸ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 3 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 3 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ምግባሩ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ደገፍ ኣወሃህባ ግልጋሎት ስርዓት ሕጊ ንምጥንኻርን ተበፃሕነቱ ንምስፋሕን ዝውዕል እዩ ተባሂሉ፡፡ በቲ ዝተገበረ ደገፍ ትካላት ሰቪል ማሕበራትን ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ደገፍ…

ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዲፕሎማሲያዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ፓርላማ ኢትዮ- ፓኪስታን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኢስላም አባድ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣባላት ጉጅለ ኣብቲ እዋን ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዮም፡፡…

ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ብዝጠልቦ መጠን ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶር) ኣገንዚቦም፡፡ “ዕላማ ተኮር ኮሙዪኒኬሽን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንላዕለዎት እናተውሃበ ዝርከብ…

ኣብ 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ጠመተ ተዋሂብዎ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 10 ክልላት 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ዘኽእል ስራሕ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣብቲ ሚኒስቴር ጉዲሳ ኣሰፋ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…

ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ከምዝገብረሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ርክብ ዝተፈለየ ትኹረት ከምዝህብ ምክትል ዋና ፀሓፊ እቲ ሕብረት ሳይመን ሞርዱ ኣረጋጊፆም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሳይመን ሞርዱ ተዛዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ሞንጎ…