Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ብዝጠልቦ መጠን ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶር) ኣገንዚቦም፡፡
“ዕላማ ተኮር ኮሙዪኒኬሽን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንላዕለዎት እናተውሃበ ዝርከብ…
ኣብ 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ጠመተ ተዋሂብዎ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 10 ክልላት 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ዘኽእል ስራሕ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡
መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣብቲ ሚኒስቴር ጉዲሳ ኣሰፋ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ከምዝገብረሉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ርክብ ዝተፈለየ ትኹረት ከምዝህብ ምክትል ዋና ፀሓፊ እቲ ሕብረት ሳይመን ሞርዱ ኣረጋጊፆም፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሳይመን ሞርዱ ተዛዮም።
ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ሞንጎ…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 3 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ሚኒስትሮም ገይሮም…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ከይዲ ህንፀት ሞዴል መናሃርያ ቃሊቲ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ን ሚኒስር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ህንፀቱ እናተዛዘመ ዝርከብ ዘበናዊ ሞዴል መናሃሪያ ሃገር ኣቋፂ ትራንስፖርት ህዝቢ ቃሊቲ ተዓዚቦም፡፡
እቲ መናሃሪያ ኣብ ሰዓት 120…
ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ኢንዱስትሪ ኦሙኔሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ግሩፕን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኦሙኔሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሆሚቾ ዑደት ገይረን፡፡
ኣብ ዑደተን ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ዝተጀመሩ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓታት ተዘዋዊረን…
ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ብዕሊ ስራሖም ጀሚሮም፡፡
ግዝያዊ ካቢኔ እቲ ክልል ሎሚ ዝተኻየደ እንትኾን÷ ሌ/ጀነራል ታደሰ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ብዛዕባ ዝስርሑ ዕማማት ኣንፈት መምርሕን ሂቦም።
ኣብ ቀፃሊ…
ሕብረት ኣፍሪካ ሰላም ንምዕሳል ዝገብሮ ፃዕሪ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ክትድግፎ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ አምባሳደር ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ሞሓመድ ሳሌም ኣል ረሺድ ዘትዮም፡፡
ኣብ ዘትኦም ኣብ ሞንጎ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዘሎ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ንምጥንኻር…
መምህራን ስብራት ትምህርቲ ንምፅጋን ልዑል እጃም የብርክቱ ኣለው – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ትምህር ስብራት ምፅጋን እናተገበረ ኣብ ዘሎ ከይዲ መምህራን ንወለዶ ልዑል እጃም የበርኽቱ ከምዘለው ሚኒስትር ትምህርት ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡
ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትሸዓተ ኣዋርሕ ዓውዲ ትምህርቲ…
ልዕሊ 338 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዘይሕጋዊ ፍርያታት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልዕሊ 338 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ፍርያታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኖም ምትሓዞም ተገሊፁ፡፡
እቶም ፍርያታት ዝተትሓዙ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ምስ ግልጋሎት ብሄራዊ መርበብ ሓበሬታን ደሕንነትን፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኮሚሽን…