Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዘካየድዎ ዑደት ዕዉት ስምምዕነት ዝተገበረሉ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዘካየድዎ ዑደት ካብ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ዝፍልፍልን ንሃገራት ኣፍሪካ ካብ ዝወሃብ ትኹረት ዝተፈፀመን ብምዃኑ ዕዉት ስምምዕነት ዝተገበረሉ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ…
ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ኣሕሊፉ ዝህብ ዘተ ኣይገበረትን፤ ንቕድሚት እውን ኣይትገብርን – ተደራደርቲ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስትራት ማይን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 13 ክሳብ 15 ጥሪ 2020 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ከሳልጥዎ ዝፀንሑ ዘተ እወንታዊ ውፅኢት ብምሓዝ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ ነይሩ ኢዩ።…
መድረኽ ምንቕናቕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን 2012 ዓ/ም ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምንቕናቕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን 2012 ላዕለዎት ሓለፍቲ ዞባን ወረዳን፣ ሰብ ሞያ ሕርሻ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ መኾኒ ተሳሊጡ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ዓ/ም "ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንመርኣያ ልምዓትናን ፅንዓትናን” ብዝብል መሪሕ…
ኣብ ኣብያተ ፍርዲ መረፃ ተንከፍ ዝኾኑ ክትዓት ብፍሉይ ኩነታት ንምድናይ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ተተሓሒዞም ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ዝቐርቡ ሕቶታት ዳይነት ቅልጡፍን ፅሬት ዘለዎን ውሳነ ንመሃብ ዘኸእል ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣፍሊጡ።
ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል፥ ብኣዋጅ ፓርቲታት…
ስዑድ ዓረብ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ ዘይነበሮም ኢትዮጵያውያን ዝሕተቱዎ ዝነበሩ ውዝፍ ቅፅዓት ክፍሊት ኣልዒላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነበሩ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ እንተየሐደሱ ዝፀንሑ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ናብ ሃገሮም እንትምለሱ ብቑፅሪ ሕድሕድ ስድራ ቤት ዝሕተቱዎ ዝነበሩ መውፅኢ ቪዛን ውዝፍ ቅፅዓት ክፍሊትን ንምልዓል ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ…
ብሄራዊ ኣተሓሕዛ ስርዓት ሓበሬታ ምሕደራ መሬት ገፀር ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ብሄራዊ ኣተሓሕዛ ስርዓት ሓበሬታ ምሕደራ መሬት ገፀር ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ሓዱሽ ኣተሓሕዛ ስርዓት ሓበሬታ ምሕደራ መሬት፥ ደረጅኡ ዝሓለወን ዘመናዊ ኣሰራርሓ ዘቀላጥፍን ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ዶክተር ካባ ኡርጌሳ ተዛሪቦም።…
ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ምሕላዉ ግደ ህዝቢ መተካእታ ከምዘይብሉ ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ምሕላዉ ግደ ህዝቢ መተካእታ ከምዘይብሉ ኣማሓዳሪ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣይተ ርስቁ ኣለማው ገሊፆም።
ኣይተ ርስቁ ነዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ፣ ከተማ ዓዲ ሕርዲ ምስ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን…
ልዕሊ 35 ሺሕ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቶም ምቁራፆም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርስቲታት ብዝተፈጠረ ስእነት ሰላም ልዕሊ 35 ሺሕ ተምሃሮ ትምህርቶም ገዲፎም ምውፀኦም ከምዘረጋገፀ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህቲን ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ሳያንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህቲን፥ ዩኒቨርሲቲታት ሰላም ዝሰኣኑሉ ዛዓባታት…
ሚኒስቴር ሰላም ምስ ሓለፍቲ ኮሚሽነራት ኣመሓደርቲ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ክልላት ተዛትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ሓለፍቲ ኮሚሽነራት ኣመሓደርቲ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ክልላት ምዝታዩ ኣፍሊጡ።
እቲ ዘተ ኣብ ማንዋል መፈፀሚ ዘይሻራዊ ጉጅለ ኣማኻሪን ፕሮግራም ብሄራዊ ገባሪ ሰናይ ኣገልግሎት ማሕበረሰብን ዘድሃበ ምዃኑ ተግሊፁ።
ሚኒስትር ሰላም…
ኣብ ትግራይ ኣብ ምንካይ ሞት ኣዴታትን ህፃናትን ትኹረት ተገይሩ ክስራሕ ኣለዎ ተባሂሉ
ኣዲስ አበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ምንካይ ሞት ኣዴታትን ህፃናትን ትኹረት ገይሩ ክሰርሕ ከምዝግባእ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉደያት ማሕበራዊ ገሊፁ።
እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ሽድሽተ ኣዋርሕ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ገምጊሙ።
ብመሰረት እዚ…