Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ መቐለ እንትትኣቱ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቐትሪ መቐለ ክትኣቱ እንተላ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ብምዃን ንፍረወይኒ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትትበፅሕ ናይ ጅግና…

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ትካል መውሃዲ ፀባ፥ ባዕሉ ካብ ዘራብሐንን ኣፍቲ ከባቢ ካብ ዝርከቡ ሓረስቶትን…

ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፣ መሰል ህዝቢታት ረጊፅካ ምንባር ከምዘይከኣል ህያው ኣብነት ከኸውን ዝበቕዐ ኢዩ-ዶክተር ደብረፂዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፣ መሰል ህዝቢታት ረጊፅካ ምንባር ከምዘይከኣል ህያው ኣብነት ከኸውን ዝበቕዐ ኢዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። ዶክተር ደብረፂዮን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብብርኪ ዓለም ንመበል 16 ጊዜ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 15 ጊዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣይተ ብርሃኑ…

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም። እቶም መራሕቲ ሎሚ መዓልቲ ንዑደት ኣብ ኣዳማ እንትበፅሑ…

መድረኽ ዘተ ሰላም ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።   እቲ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሓድነተና ንምጥንኻር ውሽጣዊ ፀገማትና ብልዝብ ንፍታሕ" ዝብል…

ኣብ ከተማታት ዝረአ ሰፊሕ ስእነት ዕድል ስራሕ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስትራቴጂያዊ ትልሚ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማታት ዝረአ ሰፊሕ ስእነት ዕድል ስራሕ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስትራቴጂያዊ ትልሚ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣፍሊጡ። ኣብ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓማውቲ ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉ ኣካል መሪሕ ትልሚ ልምዓት ከተማ…

ጅግና ሲ ኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ዝኾነት ፍረወይኒ መብራህቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ ኢዩ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ፥ ምትእኽኻብ ኣቕሑት መናፅሂ ደቂ ኣነስትዮ አውን ከምዝሳለጥ ተሓቢሩ። ኣብ ከተማ ኣዲስ…

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብልፅግና ፓርቲ ሰርተፍኬት ኣፍልጦ ንክወሃቦ ውሳነ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብልፅግና ፓርቲ ሰርተፍኬት ኣፍልጦ ንክወሃቦ ውሳነ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።   ኣሓት ውድባት ኢህወዴግ ዝነበሩ ሰለስተ ውድባትን ካልኦት ሓሙሽተ ፓርቲታትን ብሓባር ብምዃን ብልፅግና ፓርቲ ከምዘጣየሹ ብምግላፅ ሰርተፍኬት…

ኣብ ኣተገባብራ ግልፅነትን ተሓታታይነትን ፋይናንስ ዝዝቲ ጉባኤ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ኣተገባብራ ግልፅነትን ተሓታታይነትን ፋይናንስ ዝዝቲ ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዳማ ተሳሊጡ። እቲ ጉባኤ ኣብ ከለላ ሮግራም መሰረታዊ ግልጋሎታት እናተሳለጡ ዝነበሩ ስራሕቲ ኣድሂቡ ብዕምቆት ዝገምገመ…