Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ምስ ዘለዉዋ መስሕባት ቱሪዝም ዝመጣጠን ኣታዊ ንኽትረክብ እናሰርሐ ምዃኑ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ዘለዉዋ መስሕባት ቱሪዝም ዝመጣጠን ኣታዊ ንኽትረክብ ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ ምስ ፋና ብሮድካሰቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ምስ…
ልዑል ገበን ግዕዝይና ተፈፂሙሎም ተባሂሎም ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ትካላት ዝተገበረ መፅናዕቲ ተዛዚሙ – ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ገበን ግዕዝይና ተፈፂሙሎም ተባሂሎም ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ትካላት ዝተገበረ መፅናዕቲ ምዝዘዛሙ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኣይተ ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ…
ትግራይ ንቅድሚት ንክትስጉም ብሉፃት ስራሕቲ ዓቂብና ካልኦት ብሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልወጡ ክንገብር እንተኽእልና እዩ-ዶ/ር ደብረፂዮን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ትግራይ ንቅድሚት ክትስጉም ትኽእል ኩሉ ናይ ቀደም እናደገምና እናደጋገምና ብምስራሕና ዘይኮነስ፣ ብሉፃት ስራሕቲ ዓቂብና ካልኦት ብሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልወጡ ክንገብር እንተኽእልና እዩ ክብሉ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን…
ምስ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፕሮጀክት መገዲ ባቡር ኣዋሽ – ኮምቦልቻ – ሃራ ገበያ ተታሓሒዙ ኣብ ሞንጎ ትካላት ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፕሮጀክት ዝርገሐ መገዲ ባቡር ኣዋሽ - ኮምቦልቻ - ሃራ ገበያ ተታሓሒዙ ኣብ ሞንጎ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ምድሪ ባቡርን ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምስምዕማዕ ብመንግስቲ ዕልባት ረኺቡ።
390 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ሆስፒታል ዱፍቲን ዑደት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ 13፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ሆስፒታል ዱፍቲን ዑደት ኣካይደን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣብ ዝገበረኦ ዑደት፥ ካብቲ ዩኒቨርሲት ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣነስትዮ ተምሃሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት…
ስርናይ ካብ ወፃኢ ዓዲ ነዘይምእታው ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዑል ሸርፊ ወፃኢ ካብ ወፃኢ ዝኣቱ ስርናይ ንምቕራይ ዘኽእል ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፥ ልዕሊ 14 ሺሕ ሄክታር ስርናይ ቆላ ብመስኖ እናለምዐ ምዃኑ ተዛሪቦም።
ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብ…
ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ሙዚቃዊ ምድላዋቱ ኣብ ኣስመራ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ዝምራሕ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ናይ መጠቓለሊ ሙዚቃዊ ምድላዋቱ ኣብ ኣስመራ ሲኒማ ሮማ ኣቕሪቡ።
ኮሚሽን ባህሊን ስፖርትን ኤርትራ ኣምባሳደር ዘመዴ ተኽለ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ኣብ ትግራይ ንልዕሊ 560 ሺሕ ሰባት ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 560 ሺሕ ሰባት ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ ንምግባር ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ።
ምኽትል ሓላፊ ቢሮ ሃፍቲ ማይ እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ፍቓዱ ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕፀረት መስተ ማይ…
ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም።
ርክብ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ተረባሕነት ብዘኽበረ መገዲ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ…
ብእምነት ይኹን ብሄር ኣፈላላይ መሰረት ብምግባር ዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ተቐባልነት የብሎምን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ልዕሊ ኣቢያተ እምነት ዝፍፀም ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ከምዝኹንና ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳንት እዚ ዝበላ፥ ሃገር ለኸ መዓልቲ ኤች ኣይ ቪ/ ኤድስ ትማሊ ዕለት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝተኸበረሉ እዋን ኢዩ።…