Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ንልዕሊ 560 ሺሕ ሰባት ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 560 ሺሕ ሰባት ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ ንምግባር ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ።
ምኽትል ሓላፊ ቢሮ ሃፍቲ ማይ እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ፍቓዱ ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕፀረት መስተ ማይ…
ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም።
ርክብ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ተረባሕነት ብዘኽበረ መገዲ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ…
ብእምነት ይኹን ብሄር ኣፈላላይ መሰረት ብምግባር ዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ተቐባልነት የብሎምን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ልዕሊ ኣቢያተ እምነት ዝፍፀም ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ከምዝኹንና ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳንት እዚ ዝበላ፥ ሃገር ለኸ መዓልቲ ኤች ኣይ ቪ/ ኤድስ ትማሊ ዕለት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝተኸበረሉ እዋን ኢዩ።…
ብዙሃነት ሃይማኖት ንጎንፅን ስግኣትን ዝዕድም ዘይኮነስ መሰረት ሰላምን ሓድነትን ኢዩ-ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ብዙሃነት ሃይማኖት ንጎንፅን ስግኣትን ዝዕድም ዘይኮነስ መሰረት ሰላም፣ ምክእኣልን ሓድነትን ኢዩ ክብላ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም ገሊፀን።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክሊ ፌዴራሊዝምን ህንፀት ሃገርን ዘድሃበ…
ትካላት እምነት ክርስትናን እስልምናን ኣብ ኣቢያተ እምነት ሞጣ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኮኒነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብያተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያን ኣብ ክልል ኣምሓራ ትካላት እምነት ሞጣ ዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት ኮኒነን።
እተን ትካላት እምነት፥ ኣብ ከተማ ሞጣ ኣብያተ ክርስትያንን መስጊዳት ምቅፃሎም…
ባህሊ ምክኣልን ሓቢርካ ምንባርን ሃይማኖታት ዝፃብኡ ኣካይዳታት ይኹንን – ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባህሊ ምክኣልን ሓቢርካ ምንባርን ሃይማኖታት ዝፃብኡ ኣካይዳታት ከምዝኹንኑ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ምሸት ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ሞጣ ኣብያተ ክርስታያንን መስጊዳትን…
ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብደለል ንኸይመልእ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብደለል ንኸይመልእ ኣቐዲሞም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ተባሂሉ።
ኣብ ስራሕቲ ተፋሰስ ልምዓት ዘድሃበ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሣለጥ ኣሎ።
ህይወት ሓረስቶትን…
ኣብ ትግራይ ልዕሊ 9 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 9 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ 500 ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተውሃቦም ኮሚሽን ኢቨስትመንት ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ዳኒኤል መኮነን ከምዝበልዎ፥ እቶም ሰብ ሃፍቲ…
ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ሰለስተኣዊ ዘተ የሳልጣ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ግብፂን ሱዳንን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ሰለስተኣዊ ዘተ ሎሚ መዓልቲ የሳልጣ ኣለዋ።
ኣብ ሱዳን ካርቱም ዝተራኸቡ ሚኒስትራት ማይ ሰለስቲአን ሃገራት፥ ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳ ማይ እቲ ግድብ ኣድሂቦም ከምዝዛተዩ ተገሊፁ።
እቲ ዘተ…
ደም ብዘይምፍሳስ ዴሞከራሲያዊት ኢትዮጵያ ምህናፅ ይግባእ – ቀ/ይ ሚ/ር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኮሚቴ ሰብ ሃፍቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣብ ዘሰናድኡዎ ኮንፈረንስ ሰላም ተረኺቦም መደረ አስሚዖም።
ኣብ ዘረበኦም ድማ፥ ከምዙይ ዓይነት መድረኻት ንኽሰናድኡ ሓገዝ ንዝገበሩ…