Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሪያድ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ንጉስ ካሊድ እንትበፅሑ፥ ብሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ፕሮፌሰር ኣሕመድ ቢን ኣብዱላዚዝ…

መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባዊ ክፋላት ትግራይ ማለት እውን ሓረስታይ፣መንእሰይ፣ ደቂ ኣነስትዮ፣ ሙሁራን፣ ነበርቲ ከተማታት ልምዓታዊ ሰብ ሃፍትን ነጋዶን፣ ስድራ ስውኣት፣ ስቪል ሰርቫንት፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ፅኑዕ ስትራቴጂካዊ ርክብ ኣብ ዝቕፅል ዓመት እውን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ታን ጂያን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ዓመተ…

ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትግራይ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትግራይ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። እቶም ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ዓዲ ክወፁን ክኣትውን ዝተረኸቡ…

ኢንጂነር አዜብ አስናቀ ክሲ ተመስሪቱወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ዋና ፈፃሚት ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጂነር  ኣዜብ አስናቀ ክሲ ተመስሪቱወን። ኣብቲ ዝተመስረተ መዝገብ ክሲ፥ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ዝነበሩ ኮሎኔል ሙሉ ወልደ ገብርኤል ሓዊሱ 50 ሰባት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቦታታት ሕርሻ ከተማ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር በኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ብምዃ ኣብ ተደራራቢ ሕርሻ ከተማ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ተደራራቢ ሕርሻ ከተማ፥ ኣብ ንኡሽተይ መሬት ልዑል ምህርቲ ንምፍራይ…

ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፍላት ሕ/ሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ኣብ መቐለ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፍላት ሕብረተ-ሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስካብ 18 ክሳብ 19 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ እዩ። እቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ፥ “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ዝብል መሪሕ…

ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዑደት ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተጓዒዞም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…

እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ኤርትራ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከባቢ ሰድስት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ። እቲ ኤምባሲ፥ መንግስቲ ኤርትራ ከምብሓዱሽ ዘህንፆ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ስለዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት…

ፎረም ፕሞሽን ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ፕሞሽን ቱሪዝም ኢትዮጵያ “ኢትዮጵያ ጥንታዊት ምድሪ ሃገር” ብዝብል ቴማ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሄናን ተሳሊጡ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ኣብቲ 14 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ዝተሳለጠ ፎረም…