Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምርሕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ባህልን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ዝምራሕ ልዕሊ 60 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምርሕ ኢዩ።
እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን፣ ብሄራዊ…
መሻርኽቲ ልምዓት ተወሳኺ 3 ቢሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መሻርኽቲ ልምዓት ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ዘሎ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዝዓለመ ተወሳኺ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ደገፍ ንምግባር ቃል ከምዝኣተዉ ተገሊፁ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝገለፅዎ፥…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 77 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳርን ስርዓት ኣመራርሓን ፕሮጀክትታት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ ተዛቲዩ።…
ኣብ መፋርቕ ኣፋሪቕና ’ዶ?-መንግስቲ ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሎሚ ዘበን ዝኽበር መበል 45 ዓመት ልደት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ 11 ለካቲት ብዝምለከት ሰሙናዊ መግለፂ ሂቡ።
ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
ህዝብን…
ኢትዮጵያን ኖርዌይን ርክበን ብዝበለፀ ንምሕያል ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን
ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ብዝበለፀ ንምሕያል ከምዝስራሕ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ማርቆስ ተክሌ ምስ ሚክትል ሚኒስትር ፍትሒ ኖርዌይ ክርስቶፈር ሲቨርሴን ተዛትዮም።
እብቲ እዋን ዘተ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር…
ጎቦታት ገርዓልታ ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ሪጋ ሒዙ’ሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ሓድግታት ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም (ዩኔስኮ) ንምስፋር ዘይተሓለለ ፃዕሪ ይካየድ ከምዘሎ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ገሊፁ።
ጎቦታት ገረዓልታን ኣብቲ ከባቢ ዘለዉ ካብ ከውሒ ተፈልፊሎም ዝተሰርሑ ኣብያተ…
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ምስ ኣካያዲ ስራሕ “ወርልድ ፉድ ፕሮግራም” ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ምስ ኣካያዲ ስራሕ ወርልድ ፉድ ፕሮግራም ዴቪድ ቢዝሊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መነገስቲ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን።
እቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ወርልድ ፉድ ፕሮግራም ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝገብሮ ዘሎ ተግባራት ተላዚቦም።…
ዴንማርክ ንመፈፀሚ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ መፈፀሚ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብመልክዕ ሓገዝ ክትህብ ኢያ።
እቲ ሓገዝ ስምምዕነት፥ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ካሪን ፖልሰንን ተወካሊ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ቱርሃን…
መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ሽልማት ኖቤል ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ቤተ መንግስቲ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ሎሬት ኖቤል ሰላም ዓለም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣማሲዩ ኣብ ቤተ መንግስቲ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልላትን…
በዓል ጥምቀት ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰስ ሓድጊ ኮይኑ ብምምዝጋቡ እንኳዕ ደስ በለና-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰስ ሓድጊ ኮይኑ ብምምዝጋቡ እንኳዕ ደስ በለና ክብሉ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ገሊፆም።
በዓል ጥምቀተ ክርስቶስ ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልን ውድብ…