Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ብቅድስት ኣባተ

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ “ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ን1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እቲ እምነት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ እቲ በዓል ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 ዓ ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ዒድ ኣል ፈጥር” ፆመ ረመዳን መዛዘሚ በዓል ኢዩ ኢሎም።…

ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ21 መጋቢት 2917 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብ፥እግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር)…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ን150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብሩ 150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ስነ ስርዓት ምክፋል መኣዲ( ሰደቃ) ገይሩ። ፕሬዝደንት ጉዳያት እስልምና ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓብደልቃድር፥ እዚ…