Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታት ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንወፃኢ ዓለም ንኸፋልጡ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ መብፅሒት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንኽትከውን ዘለዋ ዓቕሚ ናይ ምፍላጥ ስራሕ ንኽሰርሑ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሓቲቱ፡፡
እቲ ኮርፖሬሽን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኢንስቲትዩት ጉዳያት…
በዓል ሹዋሊድ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ብድምቀት ክኽበር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ሃረሪ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ዝኽበር በዓል ሹዋሊድ ብዕውት ንምዝዛም ዘኽእል ቕድመ ምድላዋት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኮሚሽን ክልል ሃረሪ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽን ኮሚሽነር ረምዚ ሱልጣን÷ እቲ በዓል ብድምቀት ተኸቢሩ ንኽዛዘም ካብ ኩሎም ወረዳታት…
ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ወግዓዊ ዝኾነሉ ሻውዓይ ዓመት ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥ “ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንኢትዮጵያ ልእልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።
ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥ በቢብርኩ ዝርከቡ…
ስራሕቲ ልምዓትን ሓለዋን ቅርሲ ጁገል ብዝተወዳደ መልክዑ ይስራሕ ኣሎ- ኣይተ ኦርዲን በድሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ቅርሲ ጁገል ብምዕራፍ ሰለስተ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓትን ሓለዋን ብዝተዋደደ መልክዑ እናተኻየደ ከምዝርከብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም፡፡
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ዓለም ለኸ ቅርሲ ጁገል ብምዕራፍ ሰለስተ…
ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ አቪዬሽን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዘትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓኪስታን ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዎን ምትሕብባር ምጥንኻር ከምትደሊ አምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲፍ ሻኒፍ ገሊፆም።
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣይተ ጌታቸው መንግስቴ ምስ አምባሳደር ኣቲፍ ሻኒፍ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላዩ ዓውዲታት እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ተስፋ ውሃብቲ እዮም- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዓውድታ ማሕበራዊ ልምዓት፣ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ኢንቨስትመንትን ዝስርሑ ዘለው ስራሕቲ ተስፋ ውሃብቲ ምዃኖም ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ…
ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ዘቲዮ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራሓታት ፓርቲታ ፖለቲካ ዘቲዮ፡፡
እቲ ዘተ ምስቶም ፓርቲታት ብዛዕባ ዝህልዉ ቐፀልቲ ምዕራፋት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ሎሚ ምስ…
ህንፀት ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዘምፅእ ኢዩ- ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ኢትዮጵያ ንዓውዲ ግብርና ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዘምፅእ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ቀረባ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ገዚፍ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-እስራኤል እናጠናኸረ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-እስራኤል ንምጥንኻር ልዑል እጃም እናገበረ ከምዝርከብ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብርሃም ንጉሴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ኢትዮጵያን እስራኤልን ካብ ጥንቲ ዘበነ ንግስቲ ሳባ ዝጀመረ…
ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ደገፍ 240 ሚልዮን ዩሮ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ መርሃ ግብርታት ልምዓት ዝውዕል ደገፍ 240 ሚሊየን ዩሮ (32 ነጥብ 3 ቢሊየን ብር) ሂቡ፡፡
እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ብተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር ሶፊ…