Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጂኦ ፖለቲካ ዓለም ኣብ ግምት ዘእተወ ንለውጢ ዝተግህ ኣመራርሓ መንእሰይ ምፍራይ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ተለዋዋጢ ጂኦ ፖለቲካ ዓለም ኣብ ግምት ዘእተወን ንለውጢ ዝተግህን ኣመራርሓ መንእሰይ ምፍራይ ቅድሚት ዝውሃቦ ተግባር ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተካየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ…
ሕድሳት “ጁገል ግንብ” ነቲ ታሪካዊ ቅርሲ ብዝበለፀ ፅባቐ ከምዝፈጠረሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕድሳት “ጁገል ግንብ” ነቲ ታሪካዊ ቅርሲ ብዝበለፀ ፅባቐ ከምዝፈጠረሉ ነበርቲ ከተማ ሃረር ገሊፆም።
እቶም ነበርቲ ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፥ “ጁገል ግንብ” ሕድሳት ከይተገበረሉ ቡዙሕ ዓማውቲ ዝለዘቑፀረ ፅባቐኡ ፈዚዙ ነይሩ ኢሎም።
ይኹን እንበር…
ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ወተሃደራዊ ብርሸሎቆ መሰረታዊ ወተሃደራት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ወተሃደራዊ ብርሸሎቆ መሰረታዊ ወተሃደራት ሎሚ ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄኔራል መሃመድ ተሰማ፥ ውፅኢታዊ ግዳጃት ምክልኻል ሓይሊ ንክዋፃእ ንምኽኣል ኩለ መዳይ ተግባራት…
ኣብ ምድላው ፎረም ጣና ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ንፎረም ጣና ዝግበር ዘሎ ምድላው ዝጠመተ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ኣካይዶም።
እቶም ሚኒስትር፥ መንግስቲ እቲ ክልል ነቲ ፎረም ዝገበሮ ምድላውን መሰረተ ልምዓት…
ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ -ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ተገማቲ ስርዓት ንግዲ ብምፍጣር ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቲ ሚኒስቴር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ንግዲ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ ለውጢ ዘርኢ ኢግዚብሽን ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ ለውጢ ዘርእይ ኢግዚብሽን ተኸፊቱ።
ኣብቲ ኤግዚብሽን ሚኒስትር ግልጋሎት መንግስቲ ኮሙኒኬሽ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)፣ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ አብድርሕማን ሓዎሱ ሓላፊ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል…
ተረባሕነት ዓውዲ ቱሪዝም ንምርግጋፅ ነዚ ዘመን ዝምጥን ማዕቐፍ ፖሊሲ የድሊ-ሰለማዊት ካሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ቱሪዝም ይዝቲ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካልኦት ኣካላትን ተረኺቦም።
ሰላማዊት ካሳ፥ ኢትዮጵያ ብዙሓት…
ጉባኤ ኣመራርሓ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ኣመራርሓ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ጉባኤ÷ "ዓቕሚ መናእሰይ ንዝማዕበለት ኣፍሪካ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣለዎ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ፥ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ…
ኣብ ትግራይ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጠሙ ዕንወታት መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ጥዕና ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ዕንወታት ብመፅናዕቲ ዝተደገፈ መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓስራይ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ዋዕላ፥ ብምትሕብባር ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ፣ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ድጋፍ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ሆሳእናን ከባቢኡን÷ መንግስቲ እናወሰዶም ዘለው ናይ ሃገራዊ ለውጢ ስጉምትን ኣንፈታት ልምዓትን ዝድግፍ መልእኽትታት እናመሓላለፉ ይርከቡ፡፡…