Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሕብረት ኣፍሪካ ሰላም ንምዕሳል ዝገብሮ ፃዕሪ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ክትድግፎ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ አምባሳደር ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ሞሓመድ ሳሌም ኣል ረሺድ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ኣብ ሞንጎ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዘሎ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ንምጥንኻር…

መምህራን ስብራት ትምህርቲ ንምፅጋን ልዑል እጃም የብርክቱ ኣለው – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ትምህር ስብራት ምፅጋን እናተገበረ ኣብ ዘሎ ከይዲ መምህራን ንወለዶ ልዑል እጃም የበርኽቱ ከምዘለው ሚኒስትር ትምህርት ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትሸዓተ ኣዋርሕ ዓውዲ ትምህርቲ…

ልዕሊ 338 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዘይሕጋዊ ፍርያታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልዕሊ 338 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ፍርያታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኖም ምትሓዞም ተገሊፁ፡፡ እቶም ፍርያታት ዝተትሓዙ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ምስ ግልጋሎት ብሄራዊ መርበብ ሓበሬታን ደሕንነትን፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኮሚሽን…

ዝተዋደደ ስርዓት ምምሕደራ ትራንስፖርት ፅዕነት ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተዋደደ ስርዓት ምምሕደራ ትራንስፖርት ፅዕነት ኣመሪቑ፡፡ እቲ ስርዓት ምዝገባ ኦፕሬተርነት ትራንስፖርትን ፍቓድ ኣወሃህባ ተሸከርኸርቲን ኣሽከርከርቲን መረዳእታ ብምውዳድ ንምምሕዳር ዘኽእል እዩ ተባሂሉ፡፡…

ንኹሉ ዝሓቑፍ ህንፀት ሰላም ንክህሉ ጠመተ ተዋሂቡ ክስራሕ እዩ-ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ፣ መናእሰይን ግዳያት ክፋል ማሕበረሰብን ንህንፀት ሰላም ዘለዎም ግደ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ(ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ “ሰላም ተለማመዱ ብሰላም ንበሩ”ዝተብሃለ ፕሮጀክት…

ሜክሲኮ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስግግር ሕርሻ ቴክኖሎጂ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ሜክሲኮ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሊሃንድሮ ኢስቲቪል ዘትዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ÷ኢትዮጵያ ቕድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ፅግዕተኛ ዝናብ ዝነበሮ ልምዓት ስርናይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብመስኖ ብስፍሓት…

ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልታት ዝናብ ዝህቡ ምስልታት ሜትሮዎሎጂ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልታት ዝናብ ዝህቡ ምስልታት ሜትሮዎሎጂ ኣብ መብዛሕቲኦም ዝናብ ሓጋይ ተጠቀምቲ ከባቢታት ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ምስዙይ ብዝተተሓሓዘ ኣብ ደቡብ ምዕራብ፣ ደቡብ፣ ማእኸላይ፣ ምብራቕን…

ማእኸል ስልጠና ፋና ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማእኸል ስልጠና ፋና ሚዲያ ኮርፓሬሽን ኣፍልጦ ኣብ ዝረኸበሎም ሰለስተ ዓውድታት ሞያ ስሩዕ ስልጠና ምሃብ ምጅማሩ ሎሚ ኣብሲሩ፡፡ እቲ ማእኸል ቕድሚ ሕዚ ኣብ ብጋዜጠኝነት፣ ሚዲያ ኮሙኒኬሽንን ሚዲያ ቴክኖሎጂን ስራሕቲ ስልጠናን ምምኻርን ክሰርሕ…

ኢትዮጵያ ዘመዝገበቶ ዕብየት ኢኮኖሚ ንካልኦት መርኣያ ምዃን ከምትኽእል ፓኪስታን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዲ/ር) ምስ ፍሉይ ኣማኻሪ ርክብ ወፃኢ ቀዳማይ ሚስትር ፓኪስታን ሰይድ ታሪቅ ፋጢሚ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ኣብተን ሃገራት ሰላም፣ ምዕባለን ዘላቂ ልምዓትን ሓበራዊ ሸቶታት ንምስካዕ በዓል…

ንልምዓት ኮሪደር ከተማ ጋምቤላ ኢትዮጵያዊያን ደገፍ ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ንልምዓት ኮሪደር ከተማ ጋምቤላ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ምትእኽኻብ እቶት÷ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣለሚቱ ኡሞድ ኣብዝተረኸባሉ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ፈላማይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር እናተሳለጠ እንትኾን÷ ኣብቲ…