Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ትግራይ ካልኣይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ብትሑት እቶት ዝመሓደሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ልምዓታዊ ከተማ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሩ፡፡
መንግስቱ ፌዴራል ዝመደቦ ልዕሊ 670 ሚሊየን ብር በጀት ናብ ተግባር ዝኣተወ እቲ ፕሮግራም…
ጉዳይ በሪ ባሕሪ ብብርኪ ዓለም ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ታኻሉ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ዝሐሸ ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ሳልሳይ…
ሳልሳይ ኣኼባ ብየዳ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሳልሳይ ኣኼባ ፌዴሬሽን ዓመታዊን ዓለም ለኸን ብየዳ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)÷ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ብየዳ ኣፍሪካ
መሐመድ ኣብደል-ኣሊም (ፕ/ር)ን ካልኦት…
ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ዘለወን ምትሕብባር ምጥንኻር ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ዘለወን ታሪኻ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝሕግዝ ዘተ ኣካይደን፡፡
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ብራዚል ጆዜ ሙሲዮ ሞንቴሮ ፊልሆ ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር…
ሽቶ ብልፅግና ንምዕዋትን ትካላት ለይቲን ቀትሪን ክተግሁ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ሽቶ ብልፅግና ንምዕዋትን ዓመታዊ ትልሚታት ንምዕዋት ትካላት ለይቲን ቀትሪን ክተግሁ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣተሓሳሲቦም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ቐንዲ ቐንዲ…
ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ሁሴን ኦማር ተዛቲዮም፡፡
ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ፥ ኣብ ቀፃሊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ነቶም ሚኒስትር…
3 ሺሕን 367 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 3 ሺሕን 367 ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡
ኣብዚ ሰሙን ብዝተገበሩ ትሽዓተ በረራታት ዝተመለሱ ዜጋታት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ…
3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕዳ ኣብ እፎይታ ስምምዕነት ተበፂሑ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ኢትዮጵያ እናተገበረ ብዝነበረ ድርድር ብብርኪ መምርሒ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕዳ ኣብ እፎይታ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር እዚ ዝገለፁ፤ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ሳልሳይ…
ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኢትዮጵያ ኣብ ኮንፈረንስ ቱሪዝም ልዑል ውፅኢት ኣመዝጊባ – ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኢትዮጵያ ኣብ ኮንፈረንስ ቱሪዝም ልዑል ውፅኢት ከምዘመዝገበት ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን።
ትማሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት…
ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ 4 ኪሎ ዘሎ መገዲ ብሓደ ኣንፈት ስለዝተገበረ ኣሽከርከርቲ ጥንቃቄ ንኽገብሩ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ 4 ኪሎ ዘሎ መገዲ በዓል ክልተ ኣንፈት ዝነበረ መገዲ ብሓደ ኣንፈት ክኸውን ስለዝተገበረ ኣሽከርከርቲ ብደምቢ ምትሕልላፍ ከይቕፅዑ ጥንቃቄ ንኽገብሩ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ፡፡
እቲ መገዲ በዓል ሓደ ኣንፈት ክኸውን…