Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ናይ ትማሊ ዓወት ንዝቕፅል ፀወታ ዓቕሚ ክኾነና ኢዩ – ኣሰልጣኒ መሳይ ተፈሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ መሳይ ተፈሪ ትማሊ ምሸት ንጅቡቲ 6 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ምስ ሰዓሩ እቲ ፀወታ ምስዓር ልዑል ትርጉም ከምዘለዎ ገሊፆም። እቲ ዓወት ንዝቕፅሉ ፀወታታት ዓቕሚ ከምዝኾኖም ብምሕባር፤ ኣብቲ ፀወታ ካብ ሓላዊ…

ኣብ ቻይና ናንጂንግ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናይ ጅግና ኣቐባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ንግሆ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ፡፡ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ናይ ጅግና…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ቀዳማይን ካልኣይን ብምውፃእ ተዓዊተን። ኣብ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሉ ውድድር ፍፃመ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝካየድ ውድድራት ፍፃመ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ይግበረለን። ቀትሪ ሰዓት 9፡28 ብ1500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት…

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ዓለም ለኸ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና፥ ኢትዮጵያ እደቂ ተባዕቲዮ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት በሪሁ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ሜዳሊያ ወርቂ ንሃገራ ኣምፂኣ።…

ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ንፍፃ ሓሊፈን፡፡ ኣብ ቻይና ናንጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝተሳተፉሉ ውድድር ፍርቂ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሓምሻይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ምድብ ካብ ዝገበረቶም ኣርባዕተ ፀወታታት ሰለስተ ነጥቢ ብመሓዝ ኣብቲ ምድብ 5ይ ደረጃ…

ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኣብ ቻይና ናንጂንግ ምክያድ ጀሚሩ። በዚ ድማ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋ ሰለስቲአን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክሓልፋ ክኢለን። ኣትሌት ሃብታም ኣለም፣ ኣትሌት ፅጌ…

16 ዓመታት ሙሉእ ካርዲ ዘይርኣየ ተፃዋታይ………

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሜዳ ኩዕሶ እግሪ ፀወታ ኣብ ተፃራሪ ጋንታ ተፃወትቲ ብኣይሰዓርን በሃላይነት መንፈስ ናብ ህልኽ ኣትዮም÷ ክነሓንሑን ካብኡ ሕልፍ ኢሉ እውን ኣብ ሓደ ኣካል ጥፍኣት እንትፍፅሙን ምርኣይ ተለሚዱ እዩ፡፡ ተፃወትቲ ኣብ ምንቅስቓስ ፀወታኦም ከም…