Browsing Category
ስፓርት
ትፅቢት ዝግረሎም ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ፀወታታት ኤፍኤ ካፕን ካራባኦ ካፕን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክምለስ ኢዩ።
መሪሕ እቲ ሊግ ዝኾነት ሊቨርፑልን ኣብዚ ዓመት ዘደንቕ ምንቅስቓስ እናገበረት ትርከብ ኖቲንግሃም ፎረስትን ዘራኽብ ፀወታ ትፅቢት ዝግበረሉ ኢዩ።
ኣብ ኣብ…
ውድድር ፍፃመ ሱፐር ካፕ ኤልክላሲኮ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ሱፐር ካፕ ስፔን ሪያል ማድሪድን ባርሴሎናን (ኤልክላሲኮ) ዝገብረኦ ውድድር ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ፡፡
እቲ ፀወታ ስዑድ ዓረብ ስታዲየም ኣብዱላህ ስፖርት ሲቲ ምሸት ሰዓት 4 ክካየድ ኢዩ፡፡
ኣብ ፍርቂ ፍፃመ…
መቻል ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረ ብመቻል 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡
መቻል ንኽትዕወት ሽመልስ በቀለ ኣብ መበል 24 ደቒቕ ከምኡ እውን ግሩም ሓጎስ ኣብ መበል 39ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡
ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ስሑል ሽረ ድማ…
መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዓወት ኣመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት 1 ን 0 ተዓዊቱ።
እታ ሸቶ፥ ኣዎት ኪዳኔ ኣብ 82 ደቒቓ ኣቑፂሩዋ።
ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ይካየድ ኣብ ዘሎ…
ባህርዳር ከተማ ንሃዋሳ ከተማ ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ምሃዋሳ ከተማ ብምስዓር ተዓዊታ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ባህርዳር ከተማ ብብሕታዊት ሸቶ ጄሮም ፍሊፕ ንሃዋሳ ከተማ 1…
ኣዳማ ከተማ ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡
ኣብ ስታዲየም ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣብ ዝተገበረ ፀወታ÷ ኣዳማ ከተማ ንኽትዕወት ኦሜ መሓመድ፣ ነቢል ኑሪን ኤሊያስ…
ሊቨርፑል ታሪኻዊት ተናሓናሒታ ምስ ዝኾነት ማንቸስተር ዩናይትድ ክትገጥም ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ኣብ መበል 14 ደረጃ ትርከብ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ሎሚ ምሸት ኣብ ሜዳኣ ኣንፊልድ ሮድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡
ክልቲአን ጋንታታት 65 ግዘ ተራኺበን ማንቸስተር ዩናይትድ 29…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክብረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዳዊት ወልዴን ኣትሌት ሩቲ ኣጋን ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ሺያሜን 2025 ሪከርድ ብምስባር ተዓዊቶም፡፡
ኣብ ማራቶን ሺያመን 2025 ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ 2:06:06 በዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቅድም ክብልት ተታሒዙ…
ሎሚ ዝካየድ መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 7 ጋንታታት ከራኽብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 09:30 ቶተንሃም ምስ ኒውካስትል ብዝገብርኡ ፀወታ ዝፍልም መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብድምር ሸውዓታ ጋንታታት ከራኽብ ኢዩ።
በርንማውዝ ምስ ኤቨርተን፣ ኣስቶንቪላ ምሰ ሌስተር ሲቲ፣ ክሪስታል…
ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፀወታ መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ክራኸባ ኢየን፡፡
ምሸት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ጌቴክ ኮሙኒቲ ኣብ ዝካየደ ፀወታ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ብርትዕቲ ካብ ዝኾነት ጋንታ ብሬንትፎርድ…