Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ሎዛ ኣበራ ካብ ውሽጢ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ቢቢሲ ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎዛ ኣበራ ካብ ውሽጢ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ቢቢሲ ሓንቲ ብምዃን ተመሪፃ። ቢቢሲ ኣብዚ ዓመት ለውጢ ዝመርሓን ለውጢ ዘምፃኣን 100 ደቂ ኣንስትዮ ካብ መላእ ዓለም ዝመረፀ እንትኸውን፥ ሎዛ ኣበራ ኣብ ዘፈር ስፖርት ካብ 100 ፅዕንቶ…

ትሕቲ 20 ዓመት ገራዊት ጋንታ ኩዕሰሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብኬንያ መዘነኣ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ትሕቲ 20 ዓመት ገራዊት ጋንታ ኩዕሰሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብኬንያ መዘነኣ 3 ን 0 ተሳዒራ። ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ /ሴካፋ/፥ ትማሊ ብታንዛኒያ ኣሰናዳእነት ጀሚሩ ኣሎ፡፡ ትሕቲ 20 ዓመት ገራዊት ጋንታ ኩዕሰሾ እግሪ…

ፕሬዚዳንት ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ናይ 5 ዓመት እገዳ ተመሓላሊፉዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኻዊ ኣማሓዳሪ ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ) ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኣሕመድ ኣሕመድ ናይ ሓሙሽተ ዓመት እገዳ ኣመሓላሊፉ። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ተተሓሒዙ ጥፍኣተኛ ኢዮም ክብል…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት 2 ሚሊየን ብር ተበርኪቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት 2 ሚሊየን ብር ተበርኪቱሉ። እቲ ጋንታ ትማሊ ምስ ኒጀር ኣብ ዘካየዶ ፀወታ 3 ን0 ምዕዋቱ ስዒቡ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ምስ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ብሓባር ብምዃን እቲ ሽልማት ምብርካቶም…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንብሄራዊት ጋንታ ኒጀር ሰለስተ ንባፎ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ንብሄራዊት ጋንታ ኒጀር ሰለስተ ንባዶ ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ብሄራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ መፃረዪ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ራቭዓይ ግጥማ ምስ ኒጀር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣካይዳ።…

ኣብ ፓርክ እንጦጦ ውድድር ጉያን ብሽከሌታን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብዪ ጉያ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ውድድር ጉያን ብሽከሌታን ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር ኣብ ወርሒ ሕዳር መፈለምታ ክሳለጥ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመርታ ጊዜ ኣብ ዝካየድ እቲ ውድድር፥ ኣብ ሓደ ጋንታ ኣርባዕተ ሰባት…

ፕሬዚዳንት ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ብቫይረስኮሮና ከምዝተታሓዙ ተረጋጊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ብቅድሚ ትማሊ ረቡዕ ካብ ሞሮኮ ናብ ካይሮ ምስተመለሱ ቅልል ዝበለ ምልክት ሰዓል ምርኣዮም ስዒቡ ብዝተገበረሎም ምርመራ፥ ሎሚ…

ቀዳማይ ዙር ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ብዝካየዱ ግጥማት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ዙር ውድድር ኩዕሾ እግሪ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ብዝካየዱ ግጥማት ክጅመር ኢዩ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ፀወታታት ካብ ምድብ ሓሙሽተ ክሳብ ምድብ ሸሞንተ ዘለዋ ጋንታታት ካብ 1 ሰዓትን 55 ደቒቕን ጀሚሚረን ውድድረን…

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ጣሊያን ኣብ ዝተኻየደ ንሕንሕ ጉያ ጎደና 10 ሺሕ ሜትሮ ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ትማሊ ኣብ ጣሊያን ኣብ ዝተኻየደ ንሕንሕ ጉያ ጎደና 10 ሺሕ ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ቅድመ ሐዚ ተታሒዙ ዝነበረ ክብረወሰን ኣመሓይሹ። ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ነቲ ርሕቀት ብ29 ደቓይቕን 49 ሰኮንድን ብምዝዛም ኢዩ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ ጉያ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ክሳተፉ ኢዮም። እቲ ጉያ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ንመበል 24 ጊዘ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ምስ ኣትሌታት ኬንያን ዩጋንዳ…