Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ዝሳለጥ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተሰኒዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ዝሳለጥ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተሰኒዩ።
እቲ ጉጅለ፥ ተቀዳሚት ምክትል ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣብ ዝተረኸበትሉ ኢዩ ትማሊ ስነ ስርዓት ምፍናው…
ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ዘእተወ ምድላው ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ይግበር ኣሎ – ኮሚሽን ስፖርት
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ዘእተወ ምድላው ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 እናተገበረታ ምዃና ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ብምኽንያት እቲ ተላባዲ ሕማም ናብ ፀገም ዝኣተወ ስፖርት ንምንቕቓሕ፥ ስፖርታዊ ኩነት ምትእንጋድ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ…
ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣቀባብላ ተገይሩላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ክብረወሰን ዓለም ደቂ ኣንስትዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ዝሰበረት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣቀባብላ ተገይሩላ።
ለተሰንበት ምስ ዋና ኣሰልጣኒኣ ሃይለ ኢያሱ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተቀዳሚ ምክትል…
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ትማሊ ኣብ ሰፔን ቫለንሽያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ 14 ፡ 06 ፡ 62 ግዜ ብምዝዛም ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ።
እቲ ክብረ ወሰን ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ተታሒዙ ዝፀንሐ እዩ።…
ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 3 ታሕሳስ ከምዝጅመር ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ደቂ ተባዕቲዮ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 3 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ከምዝጅመር ሼር ካምፓኒ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ሼር ካምፓኒ፥ ኣብ ውሽጢ ኮቢድ ኮይንካ ውድድር ፕሪሜርሊግ ንምጅማር ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምዃ…
ኣብ ማራቶን ለንደን ውፅኢት ዘመዝገቡ ኣትሌታት ኣዲስ ኣበባ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ፕላቲኒየም ዝተሰየመ ንመበል 40 ግዘ ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ለንደን ውፅኢት ዘመዝገቡ ኣትሌታት ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ኣትሌታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ድማ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።
ኣብቲ…
ኣብ ውድድር ጉያ ለንደን ማራቶን ኢትዮጵያዊ ቶላ ቂጣታ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ዝተዛዘመ ውድድር ጉያ ለንደን ማራቶን ኢትዮጵያዊ ሹራ ቅጣታ ተዓዊቱ።
ሹራ ቅጣታ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 41 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ኢዩ ውድድሩ ዛዚሙ።
ኣብቲ ውድድር ኬንያዊ ቪንሰንት ኪምቾምባ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 42…
ውበቱ አባተ ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ውበቱ አባተ ዋና ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕቲዮ ንክኾኑ ከምዝሾሞም ኣፍሊጡ።
ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ንክልተ ዓመት ውዕሊ ከም ዝተውሃቦም ተገሊፁ።
እቲ ጋንታ ብዘይ ኣሰልጣኒ…
ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድላዪ ጥንቃቐ ብምግባር ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ከምዝጅመሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድላዪ ጥንቃቐ ብምግባር ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ከምዝጅመሩ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ብዝብል፤ ስፖርታዊ ስልጠናታት፣ ውድድራት ብሓፈሻ ስፖርታዊ…
መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፅዋዕ ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ከምዝሳተፍ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሼር ካምፓኒ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፅዋዕ ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ጋንታ ፋሲል ከነማ ድማ ኣብ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ንኽሳተፉ ከምዝወሰነ ተገሊፁ።
ሼር ካምፓኒ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ…