Browsing Category
ስፓርት
ሎሚ ሸውዓተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ አንግሊዝ ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 25 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ፥ ኣርሰናል ካብ ሜድኡ ወፃእ ምስ ሌስተር ሲቲ ክጋጠም ኢዩ።
ማንቸስተር ሲቲ ድማ ኣብ ስታዲየም ኢቲሃድ ምስ ኒውካስል…
ዕጥቅታት ስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ምፍራዮም ንዕብየት እቲ ዓውዲ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ- ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቅታት ስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ምፍራዮም ንዕብየት እቲ ዓውዲ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘሎ ኦሜጋ ጋርመንት ኢንተርፕራይዝ ዕጥቅታት ስፖርት መፍረዪ ርእየን።…
ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ቀፂሎም ካካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም፡፡
ብመሰረት ምሸት 2፡45 ጋንታ ቤልጂዬም ክለብ ብሩጅ ምስ ጣልያናዊት ኣታላንታ ክራኸባ ኢየን፡፡
ምሸት ሰዓት 5 ድማ…
ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት እንካየዱ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ዝግበረሉ ኢዩ፡፡
ኣብቲ ውድድር ቅድም ኢሉ ምሸት ሰዓት 2፡45 ጋንታታት ፈረንሳይ ብረስትን ፒኤስጂን…
ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ዱባይ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ።
ኣትሌት ያለምዘርፍ 1 ስዓት 7ደቒቕን 09 ሴኮንድን ብምእታው ኢያ እቲ ውድድር ቀዳመይቲ ክክትከውን ከምዝኸኣለት ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…
ኣዳማ ከተማን ሲዳማ ቡናን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማን ሲዳማ ቡናን ባዶ ማዕረ ተፈላሊየን።
ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝገበረኦ…
ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ሪያል ማድሪድ ማርሴሎ ጫምኡ ሰቒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ሪያል ማድሪድ ብራዚላዊ ማርሴሎ ካብ ኩዕሶ እግሪ ንባዕሉ ምግላሉ ኣፍሊጡ።
ተኸላኻሊ ፀጋማይ ክንፊ ማርሴሎ፥ ኣብ ማድሪት 5 ፅዋዓት ሻምፒዮንስ ሊግን 6 ፅዋዓት ላሊጋን ብምልዓል ዕዉት እዋን ምሕላፍ ክኢሉ ኢዩ።
ኣብ…
ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ፡፡
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ኣዳማ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ኣዲስ ግደይን ሳይመን ፒተርን…
ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ውሽጢ ገዛ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ከተማ ኦስታርቫ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ፡፡
ኣትሌት ፍሬወይኒ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቕ 24 ሰከንድን 17 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ፡፡
ወናኒት ከብረ ወሰን…
ኣርሰናል ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡
ሸቶታት መድፈዐኛታት ኦዴጋርድ ኣብ መበል 2ይ ደቒቕ፣ ፓርቴ ኣብ 56 ደቒቕ፣ ልዊስ ስኬሊ አብ 62…