Browsing Category
ስፓርት
ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ዱባይ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ።
ኣትሌት ያለምዘርፍ 1 ስዓት 7ደቒቕን 09 ሴኮንድን ብምእታው ኢያ እቲ ውድድር ቀዳመይቲ ክክትከውን ከምዝኸኣለት ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…
ኣዳማ ከተማን ሲዳማ ቡናን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማን ሲዳማ ቡናን ባዶ ማዕረ ተፈላሊየን።
ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝገበረኦ…
ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ሪያል ማድሪድ ማርሴሎ ጫምኡ ሰቒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ሪያል ማድሪድ ብራዚላዊ ማርሴሎ ካብ ኩዕሶ እግሪ ንባዕሉ ምግላሉ ኣፍሊጡ።
ተኸላኻሊ ፀጋማይ ክንፊ ማርሴሎ፥ ኣብ ማድሪት 5 ፅዋዓት ሻምፒዮንስ ሊግን 6 ፅዋዓት ላሊጋን ብምልዓል ዕዉት እዋን ምሕላፍ ክኢሉ ኢዩ።
ኣብ…
ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ፡፡
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ኣዳማ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ኣዲስ ግደይን ሳይመን ፒተርን…
ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ውሽጢ ገዛ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ከተማ ኦስታርቫ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ፡፡
ኣትሌት ፍሬወይኒ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቕ 24 ሰከንድን 17 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ፡፡
ወናኒት ከብረ ወሰን…
ኣርሰናል ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡
ሸቶታት መድፈዐኛታት ኦዴጋርድ ኣብ መበል 2ይ ደቒቕ፣ ፓርቴ ኣብ 56 ደቒቕ፣ ልዊስ ስኬሊ አብ 62…
ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝገበረኦ ፀወታ ብዘይሸቶ ማዕረ ተዛዚሙ፡፡
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂ ኣዳማ እናተኻየደ ዝርከብ ፀወታ ናይ ዚሰሙን እንትቕፅል፤ ሰዓት 12 ሲዳማ…
ሊቨርፑል ሎሚ መዓልቲ ብቦርንማውዝ ክፍተን ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቦርንማውዝ ምስ ሊቨርፑል ሰዓት 12 ዝገብርርዎ ግጥም ልዑል ቀልቢ ስሒቡ ኣሎ።
ቦርንማውዝ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝገበሮም ፀወታታት፥ ንማንቸስተር ሲቲ፣ ኣርሰናል፣ ቶተንሃም፣ ኒውካስልን…
ኣብ ምድብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ተደልዲለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምድብ ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ስፔናዊት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ምስ እንግሊዛዊት ማንቼስተር ሲቲ ተራኺበን፡፡
ምድብ ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ፡፡
ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ክልቲአን…
ቅዱስ ጊዮርጊስ ንወላይታ ድቻ ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንወላይታ ድቻ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣብዱ ሳሚዮን ኣማኑኤ ኤርቦን ጋንታ ቅዱስ…