Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያ ሰላም፣ ምርግጋእን ልምዓትን ንኽህሉ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ፡፡ ኣብ ሶማሊያ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሞሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ…

ኣደራደርቲ ኣሜሪካ ምስ ተደራደርቲ ሩሲያን ዩክሬንን ብተናፀል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣደራደርቲ ኣሜሪካ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠው ንምባልን ሰላም ንምምፃእን ምስ ተደራደርቲ ሩሲያን ዩክሬንን ብተናፀል ተዛቲዮም። ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ሰላም ንምምፃእ ኣሜሪካ ዝጀመረቶ ፃዕሪ ዝቐፀለ እንትኸውን፤ ኣደራደርቲ ኣሜሪካ ምስ…

ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ሄትሮው እንግሊዝ እናበረራ ዝነበራ ኣውሮፕላናት ኣንፈት ንኽቕይራ ተገዲደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ለንደን ኣብ ጥቓ ዝርከብ መዕርፎ ነፈርቲ ሄትሮው ብዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ምኽንያት እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተዓፀወ ተሓቢሩ፡፡ እቲ መዕርፎ ነፈረቲ ብምኽንያት እቲ ሓደጋ ልዑል ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ፡፡…

ኣብ ዩክሬን ልዑል ወተሃደራዊ ኣኼባ ጉዳይ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዩክሬን ልዕሊ 20 ሃገራት ዝሳተፋሉ ልዑል ወተሃደራዊ ኣኼባ ጉዳይ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ሎሚ ኣብ ብሪታኒያ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼባ ብሪታንያን ፈረንሳይን ኣብ ዝመርሕኡ ልእኽቶ ምኽባር ሰላም ብጥምረት ዝኣተዋ ሃገራት ላዕለዎት ወተሃደራዊ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ትካላት ንግዲ ሩሲያ ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ንኽተሓባበሩ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ትካላት ንግዲ ሃሮም ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ንኽተሓባበሩ ኣተሓሳሲቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ጉባኤ ሕብረት ኢንዱስትሪን ፈጠርቲ ስራሕን ሩሲያ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፤ እተን ትካላት ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ…

ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም ኣብራሪ ኣውሮፕላን ዝነበሩ ብሪታኒያዊ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ኣብራሪ ኣውሮፕላን ዝነበሩ ብሪታኒያዊ ጆን ፓዲ ሄሚንግዌይ ኣብ 105 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ሓይሊ ኣየር ዩናይትድ ኪንግደም ሮያል ከምዝሓበሮ፤ ሄሚንግዌይ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1940 ብሪታኒያን ካብ…

ፎረም ፍሉይ ልኡኽ ከይዲ ሰላም ሱዳን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ፎረም ፍሉይ ልኡኽ ከይዲ ሰላም ሱዳን ኣኼባኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናካየደ ይርከብ፡፡ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ እቶም ፍሉያት ተወከልቲ ንከይዲ ሰላም ሱዳን…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ክዝትዩ እዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ሩሲያን ዩክሬንን ፅባሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ከምዝዛተዩ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብዚ ሰሙን ብዙሓት ስራሕቲ ምስርሖም ብምሕባር÷ ብዛዕባ ደዉ ምባል ተዂሲ ሓደ…

ኣሜሪካ ኣብ  ልዕሊ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ኣብ  ልዕሊ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ የመን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓመፅቲ ሁቲ ኣብ ለዕሊ ኣውሮፕላናት ኣሜሪካ ሚሳኤላት ብምትኳስ…

ሓዱሽ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሓዊሱ ሓደሽቲ ተመረፅቲ ስልጣኖም ብዕሊ ተረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ የሱፍ ሓዊሱ ሓደሽቲ ተመረፅቲ ስልጣኖም ብዕሊ ተረኪቦም። ኣብ ዋና መቐመጢት እቲ ሕብረት ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ርኽክብ፥ ፕሬዚዳንት ኣንጎላን ናይዚ እዋን ኣቦ መንበር ሕብረት…