Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ትግበራ ኣህጉራዊ ነፃ ቀጣና ንግዲ ንምስላጥ ንዲጂታል ኣሰራርሓታት ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ኣህጉራዊ ነፃ ቀጣና ንግዲ ንምስላጥ ንዲጂታል ኣሰራርሓታት ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ተገሊፁ።
አብ ዓለም ለኸ ቤት ትምህርቲ ቢዝነስ ቻይና ኣውሮፓ ዳይሬክተር ካምፓስ ኣፍሪካ ማቲው ሳሚኒይ(ፕ/ር)፥ ዝማዕበለት ኣፍሪካ ዕላዊት ንምግባር…
ነበር ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ ወት እናተቓረቡ ይርከቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ እናተኻየደ ዝርከብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሪፐብሊካን ነበር ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ ወት እናተቓረቡ ይርከቡ፡፡
ክሳብ ሕዚ ብዘለዎ ውፅኢት ዶናልድ ትራምፕ ንዴሞክራት ካማላ ሃሪስ ብሰፊሕ ብምምራሕ ፕሬዚዳንት ንምዃን ዘኽእሎም ድምፂ…
ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፃመርሑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ እናተኻየደ ዝርከብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዝዕወት ሰብ ዓለም ብሃንቀውታ ትፅበ ኣላ።
ክሳብ ሕዚ ብዘሎ ውፅኢት ድማ ሪፐብሊካን ዶናልድ ትራምፕ ንዴሞክራት ካማላ ሃሪስ ብሰፊሕ እናመርሑ ይርከቡ፡፡
ኣብ ኣሜሪካ ወግዓዊ መዓልቲ ምሃብ ድምፂ ቅድሚ ምጅማሩ ልዕሊ 78 ሚልየን ሰባት ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወግዓዊ መዓልቲ ምሃብ ድምፂ ቅድሚ ምጅማሩ ድማ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት መዓልታት ጥራይ ልዕሊ 78 ሚልየን ሰባት ድምፆም ከምዝሃቡ ተገሊፁ።
ኣሜሪካውያን ሎሚ 5 ሕዳር 2024 ዓ.ም.ፈ ዝቕፅል ፕሬዚዳንቶም ንምምራፅ ድምፂ ክህቡ’ዮም።
ነቝጣታት መረፃ…
ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ወሰንቲ ዝበሃላ ግዝኣታት መነ መን ኢየን?
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሪካውያን ፅባሕ ሰሉስ 5 ሕዳር 2024 ዓ.ም.ፈ ዝቕፅል ፕሬዚዳንቶም ንምምራፅ ድምፂ ክህቡ’ዮም።
ሕፅይቲ ሰልፊ ዲሞክራት ምኽትል ፕሬዚዳንት ካማላ ሃሪስን ሕፁይ ሪፓብሊካን ነበር ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕን ንሰሙናት…
ሕፁያት ተነሓናሕቲ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ኣብ ሓያል ጐስጓስ ተፀሚዶም ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ሰሉስ 5 ሕዳር 2024 ዓ.ም.ፍ ዝካየድ መረፃ ኣመሪካ፥ ተዓዊቲ መፃኢ ፕሬዚዳንት ንምዃን ዝግበር ዘሎ ንሕንሕ ይቕፅል ኣሎ።
ክልቲኦም ሕፁያት ተወዳደርቲ ካማላ ሃሪስን ትራምፕን ኣብ ዝተፈላለያ ግዝኣታት ኣብ ተሪር ጐስጓስ ተፀሚዶም ይርከቡ።…
ሰሜን ኮሪያ ክሳብ ኣሜሪካ ክበፅሕ ከምዝኽእል ዝተነገረሉ ሚሳዔል ፈቲና
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሃዋሶንግ-19 ዝተባህለ ኣህጉር ዘቋርፅ ነዊሕ ርሕቐት ተወንዓፊ ባላስቲክ ሚሳኤል ትማሊ ከምዝፈተነት ኣፍሊጣ፡፡
ሃዋሶንግ-19 7 ሺሕን 687 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት ኣብ ውሽጢ 86 ደቒቕ ከምዝተጓዓዘ ዝተዘረበ እንትኸውን፤ እታ ሃገር ከምዚ…
ኣብ ስፔን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 51 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ከቢድ ዝናብ ብዘስዐቦ ሓደጋ ውሕጅ ብውሑዱ ህይወት 51 ሰባት ሓሊፉ፡፡
ገዛኢ እቲ ከባቢ ካርሎስ ማዞን÷ ዘጋጠመ ሓደጋ ስዒቡ 1 ሺሕን ወታደራትን ብዙሓት ሰራሕተኛታት መድሕን ህይወትን ናብቲ ቦታ ከምዝተዋፈሩ ተዛሪቦም፡፡…
ናኢም ቃሲም መራሒ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ብምዃን ተመሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናኢም ቃሲም መራሒ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ብምዃን ተመሪፁ።
ሂዝቦላህ መራሒ ጉጅልኡ ዝነበረ ሃሰን ናስራላህ ኣብ ቀረባ መዓልታት ብሰራዊት እስራኤል ምቕታሉ ስዒቡ ኢዩ ናኢም ቃሲም መራሒ እቲ ጉጅለ ንክኸውን ተመዚዙ።
ወዲ 71 ዓመት ናኢም ቃሲም…
ኣብ ፊሊፒንስ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት 81 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 25 ዜጋታት ኣበይ ከምዝኣተዉ ኣይተፈለጠን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ፊሊፒንስ ከቢድ ዝናብ ዘስዐቦ ጋህሲ መሬት 81 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 25 ዜጋታት ኣበይ ከምዝኣተዉ ኣይተፈለጠን ተባሂሉ፡፡
እቲ ሓደጋ ብዘይተለመደ መልክዑ ን24 ሰዓት ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ዝገለፁ…