Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
መገዲ ኣየር ኢራን ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝገብሮ በረራ ኣቋሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢራን ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝገብሮ በረራ ከምዘቋረፀ ኣፍሊጡ።
እቲ ውሳነ÷ ሕብረት ኣውሮፓ ኢራን ኤር፣ ሳሃ ኤርላይንን ማሃን ኤርን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃላ መገዲ ኣየራት ኢራን ዘንበሮ ማዕቐብ ስዒቡ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ናብ ኣውሮፓ…
ህዝቡላህ ኣብ እስራኤል ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ድሮን ወተሃደራት ተቐቲሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ እስራኤል ንዝርከብ ወተሃደራዊ መዓስከር ዒላማ ብዝገበረ መጥቃዕቲ ድሮን ኣርባዕተ ወተሃደራት ከም ዝተቐተሉን 58 ከም ዝቖሰሉን ሓይልታት ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ።
ካብ ደቡባዊ ሃይፋ 33 ኪሎሜትር ርሒቑ ኣብ ዝርከብ መደብር ሰራዊት…
ኒሆን ሂዳንክዮ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መጥቃዕቲ ኒውክለር ቦምብ ሂሮሺማን ናጋሳኪን ዝተረፉ ጃፓናውያን ዘጣየሹዎ ‘ኒሆን ሂዳንክዮ’ ዝተብሃለ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ።
ኒሆን ወይ ድማ ሂባኩሻ እናተብሃለ ዝፍለጥ እቲ ማሕበር÷ ኒውክለር ቦምብ ዳግም ኣብ ረብሓ ከይውዕል…
እስራኤል ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 185 ዒላማታት ሂዝቦላህ ከምዝወቕዐት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ሂዝቦላህ መጥቃዕቲ እናፈፀመት ትርከብ እስራኤል ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 185 ዝኾኑ ዒላማታት ሂዝቦላህ ከምዝወቕዐት ገሊፃ።
ሓይሊ ምክልኻል እስራኤል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ብእግረኛ…
ብ‘ሃሪኬን ሚልተን’ እናተወቕዐት ትርከብ ፍሎሪዳ ነበርታ ካብ መረበቶም ይወፅኡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ፍሎሪዳ ዘጋጠመ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ንፋስ (ሃሪኬን ሚልተን) ብሚሊየን ዝቑፀሩ ነበርቲ ከባቢኦም ሓዲጎም ክወፅኡ ከምዘገደዶም ተሓቢሩ፡፡
ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን÷ ፍሎሪዳ ሕዚ ካብ ዘጋጠመ ንላዕሊ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ዝናብ…
ሂዝቦላህ ናብ ከተማ ሃይፋ ልዕሊ 100 ሮኬታት ኣወንጪፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ኣብ አስራኤል ናብ እትርከብ ከተማ ሃይፋ ልዕሊ 100 ሮኬታት ኣወንጪፉ።
ነታ ከተማ ከምዚ ዓይነት መጥቃዕቲ አንትወርዳ ድሕሪ 18 ዓመታት ንፈለማ እዋን ከመዝኾነ ተሓቢሩ።
እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብነፈርትን አግረኛን ኣቢላ ነእትፍፅሞ…
መገዲ ኣየር ፍሮንቲየር ኣብ ምዕላብ እናሃለወት ብሓዊ ናይ ዝተተሓሓዘት ኣውሮፕላን መበገሲ ምኽንያት እናፃረየ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብረትነ ናይ መገዲ ኣየር ፍሮንቲየር ዝኾነት ኣውሮፕላን ቀዳም ምሸት ካብ ሳንዲያጎ ናብ ላስቬጋስ እናበረረት ኣብ ምዕላብ እናሃለወት ብሓዊ ዝተተሓሓዘትሉ መበገሲ ምኽንያት እናፃረየ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
190 መገደኛታትን ሸውዓተ ኣባላት በረራን ሒዛ…
እስራኤል ኣብ ሌባኖስ ብዝጀመረቶ ወፍሪ ልዕሊ 440 ዕጡቓት ሂዝቦላህ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ኣብ ደቡባዊ ሌባኖስ ብዝጀመረቶ ወፍሪ ልዕሊ 440 ዕጡቓት ሂዝቦላህ ከምዝቐተለት ጦር እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ጦር እስራኤል ብርጋዲየር ጄኔራል ዳንኤል ሃጋሪ ከምዝገለፁዎ÷ ብኣየርን ብመሬትን…
እስራኤል ነበርቲ ደቡባዊ ሊባኖስ ካብቲ ከባቢ ብህፁፅ ንክወፅኡ ዳግም ኣተሓሳሲባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ዝተመረፁ ትሕዝቶታት ሂዝቦላህ ብነፈርቲ እትፍፅሞ መጥቃዕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጣ።
ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸላዊን ደቡባዊን ቤሩት ዕዉት መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ሰራዊት ምክልኻል እስራኤል ገሊፁ።
ነዚ ስዒቡ ክሳብ…
ኣሜሪካ ንሓይሊ ኣየር እስራኤል ድጋፍ ከምዝገበረት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ትማሊ ምሸት ብኢራን ናብ እስራኤል ዝተተኮሱ ሚሳኤላት ንምፍሻል ሓገዝ ፀረ - ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዝገበረት ኣፍሊጣ፡፡
ኣብ ፔንታጎን መግለፂ ዝሃቡ ኣቀባሊ ቃል ሓይሊ ምክልኻል ኣሜሪካ ሜጀር ጄኔራል ፓትሪክ ራይደር÷ ናብ ቴል ኣቪቭ…