Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ለበዳ ቫይረስኮሮና ቁፅሪ ሸቕሊ ኣልቦነት ኣብ ኣሜሪካ ብዝኸፍአ ኩነታት ክውስኽ ከምዝገበሮ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስኮሮና ቁፅሪ ሸቕሊ ኣልቦነት ኣብ ኣሜሪካ ብዝኸፍአ ኩነታት ክውስኽ ከምዝገበሮ ተገሊፁ።
ኣብታ ሃገር ብሰንኪ ኮቪድ-19 ስራሕ-ኣልቦነት 14 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ከም ዝበፅሐ ተሓቢሩ።
ከምኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…
ሃገራት ዘንበረኦ ማዕቐብ ንኽፎክስ ምጅማረን ስዒቡ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዳግም ክስፋሕፋሕ ኢዩ ዝብል ስግኣት ኣሕዲሩ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ዘንበረኦ ማዕቐብ ንኽፎክስ ምጅማረን ስዒቡ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዳግም ክስፋሕፋሕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ስግኣት ኣሕዲሩ ኣሎ።
ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካን ሃገራት ኣውሮፓን ዝተወሰኑ ትካላት መውሃቢ ግልጋሎታትን ተኸፊተን ኣገልግሎት ንኽህባ ምፍቃድ…
44 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና ክጥቅዑ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክሳብ 44 ሚሊየን ዘኣኽሉ ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና ክጥቅዑ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ቢሮ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍካ ሎሚ መዓሊቲ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ብዘቃለሖ ሓበሬታ፥ ካብ 29 ክሳብ 44 ሚሊየን ኣፍሪካውያን ብቫይረስ ኮረና…
ኣብ ኬንያ 200 ሰባት ብሰንኪ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኬንያ ዝዘነበ ሓያል ዝናብ ስዒቡ ብዘጋጠመ ውሕጅን ምህማም መሬትን ኣስታት 200 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ካብ መረበቶም ከምዝተመዛበሉ ተሓቢሩ።
ብኣሻሓት ዝቑፀር ሄክታር ሕርሻ ዘራእቲ በቲ ውሕጅ…
ኣብ ብሪታኒያ ብምኽንያት ተላባዲ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ኣውሮፓ ዝለዓለ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታኒያ ብምኽንያት ተላባዲ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝለዓለ ኮይኑ።
ኣብታ ሃገር በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ካብ ጣሊያንን ስፔንን ብቑፅሪ ክዛይድ ክኢሉ ኣሎ።
ሚኒስተር ጉዳያት…
ኣሜሪካ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝውዕል 3 ትሪልየን ዶላር ከምእትልቃሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)አዳሜሪካ ዝርገሐ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ብምኽንያት እቲ ሕማም ዘጋጠማ ፅዕንቶ ኢኮኖሚ ንምምካትን ዝዓለመ 3 ትሪልየን ዶላር ክትልቃሕ እያ ተባሂሉ።
እዚ መጠን ልቓሕ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ናይ መጀመርታ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ጣሊያን ክልከላታት ዘፍኮሰት እንትትከውን ኣብ ጀርመን ድማ ህፃናት ናብ ቤት ትምህርቲ ይምለሱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣንቢራቶ ዝነበረት ጥቡቕ ክልከላ ምፍኳስ ጀሚራ።
እታ ሃገር ንኽልተ ኣዋርሕ ዝኣክል ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ኣጊዳ ምፅናሓ ይፍለጥ።
ሕዚ ድማ እቲ ክልከላ ብምፍኳስ ፈላሚት ኣውሮፓዊት ሃገር ኮይና ኣላ።…
ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣተሓሕዛ ለበዳ ቫይረስኮሮና ዘባኸኖ ግዜ የለን-ዶክተር ቴድሮስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ “ኣብ ኣተሓሕዛ ለበዳ ቫይረስኮሮና ውድብ ጥዕና ዓለም ምዝሕሓል ኣርእዩ” ንዝብል ነቀፌታ ነፂገምዎ።
ዶክተር ቴድሮስ፡ ውድብ ጥዕና ዓለም ንቫይረስኮሮና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ…
ህንዲ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ዓሊማ ኣዊጃቶ ንዝፀንሐት ዕፅዋ ንዝቕፅል ክልተ ሰሙን ክቕፅል ወሲና
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንዲ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ዓሊማ ኣዊጃቶ ንዝፀንሐት ዕፅዋ ንዝቕፅል ክልተ ሰሙን ክቕፅል ከምዝወሰነት ተገሊፁ።
ብመሰረት እቲ ዝወፅአ መምርሒ ምንዋሕ ዕፅዋ፥ እታ ሃገር ቀይሕ፣ ቀጠልያን ኣራንሾኒን ብዝብል ኣብ ሰለስተ ዞባታት…
ፍርቂ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ዓለም ስረሖም ከይስእኑ ስግኣት ኣንፀላሊዩዎም ኣሎ – ትካል ዓለም ለኸ ሰራሕተኛታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ፍርቂ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ዓለም ስረሖም ከይስእኑ ስግኣት ከምዘንፀላለዎም ትካል ዓለም ለኸ ሰራሕተኛታት ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ዝርገሐ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ እቲ ኣጋጣሚ ኣብ መላእ ዓለም…