Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ንዝወሰድዎ ስጉምቲ ኮኒኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ  መንግስቲ እታ ሃገር ንውድብ ጥዕና ዓለም ዝገብሮ ገንዘባዊ ሓገዝ ጠጠው ንከብል ምውሳኖም ዝተፈላለዩ ኣካላት ተቓውሞታት ምስምዖም ይፍለጥ። ብመሰረት እዚ ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፥ ነቲ…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 መኽፈሊ እዋን ልቓሕ ድኻታት ሃገራት ኣናዊሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 መኽፈሊ እዋን ልቓሕ ድኻታት ሃገራት ከምዘናወሓ ኣፍሊጠን። ሚኒስትራት ገንዘብ እተን ሃገራት ትማሊ ኣብ ዘሳለጥዎ ኣኼባ፥ እተን ድኻታት ሃገራት ቫይረስኮሮኖ ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ዓሊመን ዝገብርኡ ዘለዋ ፃዕሪ ንምድጋፍ እዋን…

ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ምድሓን ህይወት ደቂ ሰባት ከድህብ ኢዩ – ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ምድሓን ህይወት ደቂ ሰባትን ኣብ ምክልኻል ምቁፅፃርን ቫይረስ ኮሮና ከምዘድህብ ዋና ዳይሬክተር እቲ ውድብ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊፆም። ዶክተር ቴድሮስ፥ “ዝባኽን ሰዓት የለን” ክብሉ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ትዊተር…

ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 2 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ዓለም እናተላበደ ዝርከብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሪ 2 ሚሊየን 23 ሺሕን 217 ሰባት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። 128 ሺህን 834 ሰባት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሕለፉ እንትኾኑ፥ 500 ሺሕን 996…

ዶላንድ ትራምፕ ኣሜሪካ ንውድብ ጥዕና ዓለም ትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ንኽተቋርፅ ውሳነ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣሜሪካ ንውድብ ጥዕና ዓለም ትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ንኽተቋርፅ ትእዛዝ ምምሕልላፎም ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ምስ ዝርገሐ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ውድብ ጥዕና ዓለም ሓለፍነቱ ብኣግባቡ ኣይተዋፀአን…

ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 1 ሚሊየን 870 ሺሕን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት 1 ሚሊየን 870 ሺሕን 76 በፂሑ። ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንሰ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ 116 ሺህን 52 ሰባት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሕለፉ እንትኾኑ፥ 441 ሺሕን 323 ሰባት ድማ ካብቲ…

ቁፅሪ ካብ ቫይረስኮሮና ዝሓሾም ሰባት ልዕሊ 376 ሺሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ካብ ቫይረስኮሮና ዝሓሾም ሰባት ልዕሊ 376 ሺሕ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ብብርኪ ዓለም ክሳብ ሐዚ ኣስታት 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ቁፅሪ ምውታት ድማ ካብ 102 ሺሕን 800 በፂሑ ኣሎ።…

ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ንዳይሬክተር ጀነራል ትካል ውድብ ጥዕና ዓለም ከምዝድግፉ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ንዳይሬክተር ጀነራል ትካል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብሙሉእነት ከምዝድግፉ ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ፥ ዶክተር ቴድሮስ ትማሊ ረቡዕ ዝገበርዎ ፃውዒት ስዒቦም ኢዮም።…

ናይ ሞት ምፍርራሕ ይበፅሓኒ ኣሎ-ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምስ ቫይረስኮሮና ተታሓሒዙ ናይ ሞት ምፍርራሕን ዓሌታዊ ፀርፍን ይበፅሖም ከም ዘሎ ተዛሪቦም። ትማሊ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፥ "ትካል ጥዕና…

ቻይናዊት ከተማ ዉሃን ድሕሪ 11 ሰሙናት ምንቅስቓስ ፈቒዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንፈለማ እዋን ዝተረኸበላ ቻይናዊት ከተማ ዉሃን ድሕሪ 11 ሰሙናት ምቅስቓስ ከምዝፈቐደት ተገሊፁ። ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝርከበላ እዋን ጀሚሩ ንዝሓለፉ 76 መዓልቲታት ተዓፂያ ዝፀንሐት እታ ከተማ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚራ…