Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣሜሪካ ክትባት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ፈተነ ምሃብ ክትጅምር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ክትባት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ፈተነ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ከምትጅምር ኣፍሊጣ።
ሰበስልጣን ኣሜሪካ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሎሚ መዓቲ ዝወሃብ ክትባት ኣብ 45 ፍቓደኛ ሰባት ከምዝግበርን እቲ ክትባት ድማ ዝኾነ ይኹን ግዳማዊ ጉድኣት…
ቫይረስ ኮሮና ኣብ ጎረቤትና ኬኒያ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ኬኒያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠቕዐት ጓል ኣነስተይቲ ንመጀመርታ ጊዘ ከምዝረኸበት ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር እቲ ቤት ዕዮ ሙታይ ካግዌ፥ እታ ግዳይ ብ5 መጋቢት ካብ ኣሜሪካ ዝመፅአት እኳ እንተኾነት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፈት…
በዓልቲ ቤት ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዘን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓልቲ ቤት ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ሶፊ ግሪጎሪ ብቫይረስ ኮሮና ከም ዝተትሓዛ ተገሊፁ።
ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር እታ ሃገር ዝወፅአ መግለፂ ከምዝሕብሮ፥ እተን በዓልቲ ቤት ቀዳማይ ሚኒስትር ንግዝኡ ንብሕተን ተፈልየን ክፀንሓ እየን።…
ስዑድ ዓረብ ሃገራት ኣውሮፓ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 50 ሃገራት ማዕቐብ ጉዕዞ ኣንቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስዑድ ዓረብ ምስ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ናይ ሃገራት ኣውሮፓ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 50 ዝኾና ሃገራት ማዕቐብ ጉዕዞ ኣንቢራ።
እቲ ማዕቐብ ጉዕዞ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብታ ሃገር ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ እናወሰኸ ምምፅኡ ስዒቡ ዝመፅአ…
ተዓዋቲ ኦስካር ቶም ሃንክስ ምስ በዓልቲ ቤቱ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተዓዋቲ ኦስካር ተዋሳኢ ቶም ሃንክስን በዓልቲ ቤቱ ሪታ ዊልሰንን ኣብ ኣውስትራሊያ ተመርሚሮም ቫይረስ ኮሮና ከም ዝተረኸቦም ተዛሪቦም።
ሃንክስ ኣብ ኢንስታግራም ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ "ከም'ዚ ሰዓል ዝሓዞ ሰብ ድኻም ይስመዐና ነይሩ፤ ገለ ቑርጥማት…
ቫይረስ ኮሮና ዓለም ለኻዊ ለበዳ ተባሂሉ ብውድብ ጥዕና ዓለም ተኣዊጁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕማም ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ዓለም ለኻዊ ለበዳ ኢዩ ክብል ውድብ ጥዕና ዓለም ትማሊ ኣዊጁ።
ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ካብ ቻይና ወፃእ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ብ13 ዕፅፊ ክብ ምባሉ…
ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ናዲን ዶሪስ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፋ ተረጋጊፁ።
እተን ሚኒስትር ብዝተገበረለን ሕክምናዊ ምርመራ በቲ ቫይረስ ከምዝተትሓዛ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንብሕተን ኣብ መንበሪ ቤተን ንክዕቆባ ከምዝተገበረ…
ኣብ ግብፂ ብተግባር ግብረ ራዕዲ ዝተኸሰሱ 112 ሰባት ማእሰርቲ ዕድመ ልክዕ ተበይኑሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ኣብ ተግባር ግብረ ራዕዲ ተሳቲፎም ዝተብሃሉ 112 ሰባት ማእሰርቲ ዕድመ ልክዕ ተበይኑሎም።
እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ ግብፂ ኢዮም ብገበን ተግባር ግብረ ራዕዲ ትፍኣተኛታት ዝተብሃሉ።
እቶም ተኸሰስቲ ኣብ ጣቢያታት…
ጣሊያን ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ሃገር ዝግበር ጉዕዞ ኣጊዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣሊያን ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ሃገር ዝግበሩ ኣኼባታትን ጉዕዞታትን ኣጊዳ።
እታ ሃገር ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋትን ንምቁፅፃርን ዝተፈላለዩ ስጉምቲታት እናወሰደት ትርከብ።
ብመሰረት እዚ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ሰሜናዊ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ካብ ፈተነ መቕተልቲ ተሪፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሃምዶክ ካብ ዝተገበረሎም ፈተነ መቕተልቲ ምትራፎም ተገሊፁ።
ኣብ ከተማ ካርቱም ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝዓጀባ ተሸከርከርቲ መጥቃዕቲ ከምዝተፈፀመ ቴሌቪዥን ጣቢያ መንግስቲ እታ ሃገር ፀብፂቡ።
እቲ ቴሌቪዥን…