Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ግብፂ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ ክትትል ሕክምና ክግበረሉ ዝፀንሐ ውልቀ ሰብ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ ክትትል ሕክምና ክግበረሉ ዝፀንሐ ጀርመናዊ በፃሒ ዓዲ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ስለዝኾነ ኣብ ኣፍሪካ ብሰንኪ እቲ ሕማም ዘጋጠመ ፈላማይ ሞት ኮይኑ ተመዝጊቡ'ሎ።
እቲ ወዲ 60 ዓመት ጀርመናዊ፥ ቅድሚ ሓደ…
ኣብ ጣልያን ብኮሮናቫይረስ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 197 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣልያን ዝርግሐ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝርአ ኣትሒዙ ብሰንኪ እቲ ሕማም መዓልታዊ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 197 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ብሰንኪ እቲ ሕማም 49 ሰባት ከም ዝሞቱን ናይቲ ሕማም ምልክት ዝተረኣዮም ድማ 4 ሺሕን…
ኣብ ካቡል ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 27 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ኣፍጋኒስታን ካቡል ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 27 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።
እቲ መጥቃዕቲ፥ ኣብ ዝኽሪ በዓል ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ብ1995 ብጣሊባን ዝተቐተለ መራሒ ዓሌት ሃዝራ ዓብዱል ዓሊ ማዛሪ ዝተፈፀመ ኢዩ ተባሂሉ።
በቲ…
ዴኒስ ሽሚጋል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩክሬን ኮይኖም ተመሪፆም
ኣዲስ ኣበባ፣26 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ዩክሬን ንዴኒስ ሽሚጋል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ገይሩ መሪፁ።
ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ዩክሬን ኦሌክሲይ ሆንቻሩክ፥ ብሕቶ ፕሬዚዳንት ቮሎዲሚር ዜለንስኪ ስልጣኖም ከምዝለቐቑ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ቮሎዲሚር፥ ፓርላማ እታ ሃገር ንንዴኒስ…
ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ምውጋእ ቫይረስ ኮሮና ርኡይ ተራ እናተዋፅኡ ዝርከቡ ብርቱዕ መራሒ – ቢቢሲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)“ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ምውጋእ ቫይረስ ኮሮና ርኡይ ተራ እናተፃወቱ ዝርከቡ ብርቱዕ መራሒ” ክብል ቢቢሲ ንዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዘለዎ ናእዳ ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ብምዃን እናገልገሉ…
ኢራን ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ብዝብል 45 ሺሕ እሱራት ብግዚያዊነት ፈቲሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢራን ዝርገሐ ቫይረስ ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ብዝብል ብዙሓት ሰባት ኣብ ዝርከቡለን ኣቢያተ ህንፀት ዝርከቡ 45 ሺሕ እሱራት ብግዚያዊነት ምፍተሓ ተገሊፁ።
እቶም እሱራት ምርመራ ተገይሩሎም ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ምስተረጋገፀ ከምዝተፈትሑ ኣቐባሊ…
ጣሊባን ኣብ ልዕሊ ወታሃደራት ኣፍጋኒስታን ዝገብሮ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጣሊባን ኣብ ልዕሊ ወታሃደራት መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ዝገብሮ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ቀዳም ስምምዕ ሰላም ዝፈረመ እቲ ጉጅለ፥ ድሕሪ ክልተ መዓልቲታት እዩ ነዚ መግለፂ ሂቡ ዘሎ ተባሂሉ።
ጣሊባን ምስ…
ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተኻየደ ሓፈሻዊ መረፃ ፓርቲ ሊኲድ ይመርሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራኤል ብዝተገበረ ሓፈሻዊ ምርጫ ክሳብ ሐዚ ብዘሎ ውፅኢት ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ቤንያሚን ኔታንያሁ ዝመርሕዎ ፓርቲ ሊኲድ ይመርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ቦርድ ምርጫ እስራኤል ከምዝበሎ፥ ኣብ መላእ እታ ሃገር ድምፂ ካብ ዝተውሃበ እቲ…
ሰሜን ኮርያ ክልተ ሚሳኤላት ኣወንጪፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ክልተ ሚሳኤላት ምውንጫፋ ሰራዊት ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቶም ሚሳኤላት ካብ ምብራቓዊ ጠረፍ ባሕሪ እታ ሃገር ናብ ባህሪ ጃፓን ዝተወንጨፉ ኢዮም።
እቲ ናይ ሕዚ ፈተነ ብኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ዓመተ 2020 ካብ ዝኣቱ ንደሓር…
ናይጀርያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፈ ሰብ ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰበስልጣን ናይጀርያ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፈ ሓደ ሰብ ከምዝረኸቡ ገሊፆም።
እቲ ኣብ ከተማ ሌጎስ ዝተረኸቡ ሰብ፥ ካብ ሚላኖ ዝተጓዕዘ ኢጣልያዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
እቲ ኢጣልያዊ ዜጋ ኣብታ ከተማ ዝሰርሕ እንትኾን፥ ካብ ሚላኖ ናብ ሌጎስ…