Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ናይ ሚኒስትር ድሕንነት ደቡብ አፍሪካ ስልኪ ተጠሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ድሕንነት ደቡብ አፍሪካ ኣያንዳ ድሎድሎን ምክትለንን ስልኪ ምጥላፉ ተገሊፁ።
መርመርቲ እታ ሃገር ናይተን ሚኒስትርን ካልኦት መሳርሕተንን ስልኪ ብኸመይ ከምዝተጠለፈ እናተፃረየ ምዃኑ ገሊፆም።
እቶም ጠለፍቲ ዝተፈላለዩ ሰነዳትን ዝተፈላለዩ…
ኣብ ጣልያን ቁፅሪ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 400 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጣልያን ቁፅሪ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 25 ሚኢታዊ ብምውሳኽ 400 ከም ዝበፅሐ ተገሊፁ።
ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣውሮፓ ናብ ጥልያን ዝገሹ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ከም ዝረኸባ ኣፍሊጠን።
ውድብ ጥዕና…
ነበር ፕሬዚዳንት ግብፂ ሆስኒ ሙባረክ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ግብፂ ሆስኒ ሙባረክ ኣብ 91 ዓመቶም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም።
ንኣስታት 30 ዓመታት ንግብፂ ብፕሬዚዳንትነት ዝመርሑ ሆስኒ ሙባረክ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2011 ብህዝባዊ ዓመፅ ካብ ስልጣን ከምዝተወገዱ ይዝከር።…
ዓለም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣበርቲዓ ክትሰርሕ ይግባእ – ውድብ ጥዕና ዓለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም በቢ መዓልቱ ኣስጋኢነቱ እናወሰኸ ዝመፅአ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትዳሎ ከምዝግባእ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝርከቡ ልዕሊ 80 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ማዕኸናት ዜና ዓለም ይሕብሩ…
ኣብ ኩዌት፣ ባህሬንን ኣፍጋኒስታንን ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩዌት፣ ባህሬንን ኣፍጋኒስታንን ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም።
ኣብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ከተማ ዉሃን ዝተልዓለ ቫይረስ ኖብል ኮሮና፥ ካብ ቻይና ወፃእ ናብ ብዙሓት ሃገራት እናተላበደ ይርከብ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኩዌት፣…
ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ህንዲ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ህንዲ ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም።
እቶም ፕሬዚዳነት ኣብታ ሃገር ንመጀመርታ ጊዜ ዑደት ስራሕ ዘካይዱ ዘለዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ግዝኣት ጉጃራት እንትበፅሑ ቀዳማይ…
ሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ኮይኖም ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር መራሒ ጉጅለ ዓመፅቲ ሱዳን ንዝነበሩ ሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ገይሮም ሾይሞምዎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ንሪክ ማቻር ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ገይሮም ዝሾሙዎም፥ ክልቲኦም መራሕቲ ናይ ሓባር መንግስቲ…
መገዲ ኣየራት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ልዕሊ 29 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝስእኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ትራንስፖርትኣየር መገዲ ኣየራት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2020 ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና 29 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ክስእኑ ከምዝኽእሉ ኣገንዚቡ።
እቲ ማበሕር ድሕሪ ዓሰርተ ዓመት ንፈለማ ግዘ ድሌት ትራንስፖርት…
መራሕቲ ደቡብ ሱዳን ናይ ሓባር መንግስቲ ከቑሙ ተሰማሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪርን መቐናቕንቶም ሪክ ማሻርን ዝተውሃቦም ገደብ ግዜ ቅድሚ ምብቅዑ ሓባራዊ መንግስቲ ከቑሙ ተሰማሚዖም።
እቲ ምዕባለ ዝመፅአ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ቤተ መንግስቲ ጁባ ብሓሙስ ድሕሪ ዝገበርዎ ርክብ እዩ ተባሂሉ።…
ነበር ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ብገበን ግዕዝይና ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ኤኔሪኬ ፔና ኔቶ ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ምርመራ እናተበረሎም ምዃኑ ተገሊፁ።
እቶም ፕሬዚዳንት፥ ካብ ግዕዝይና ብተወሳኺ ኣብ ገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብን ስልጣን ብዘይግቡእ ምጥቃምን ከምዝጥርጠሩ እውን ፍልላት…