Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሊቢያ ሓዱሽ ሜላ ቁፅፅር ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሊቢያ ዘሎ ዝርገሐ ዘይሕጋዊ ምዝውዋር መሳርሒታት ኲናት ንምዕጋት ሓዱሽ ሜላ ቁፅፅር ንምዝርጋሕ ተስማዕሚዐን።
27 ኣባል ሃገራት ኣብ መርህታት እቲ ሓዱሽ ሜላ ቁፅፅር ኣብ ስምምዕነት ዝበፅሓ እንትኾና፥ ብፅሑፍ…
ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣምሪሖም
አዲስ አበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ስዑድ ዓረብ ኣምሪሖም።
እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ሪያድ ዝተጉዓዙ፥ ንጉስ ስዑድ ዓርብ ሰልማን ቢን ኣብዱልኣዚዝ ብመሰረት ዝገበሩሎም እንግዶት ምዃኑ ተገሊፁ።…
ኣብ ኣውሮፓ ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ንፈለማ ግዘ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ካብ ውሽጢ ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ንፈለማ እዋን ህይወት ሓደ ሰብ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እተን ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ህይወተን ዝሓለፈ ጓል 80 ዓመት ሽማግለ፥ ንዑደት ካብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ዝመፅኣ ምዃነን ሚኒስቴር…
ኣብ ግብፂ ሓደ ሰብ ንፈለማ እዋን ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ግብፂ ኣብታ ሃገር ሓደ ሰብ ብቫይረስ ኮረና ከምዝተለኸፈ ትማሊ ገሊፁ።
ቫይረስ ኮረና ካብ ምድሪ ቻይና ወፃኢ ዛጊድ ኣብ 24 ሃገራት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ 500 ሰባት ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ…
ሱዳን ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ሽማ ንምሕኻኽ ንኣመሪካውያን ካሕሳ ክትከፍል ተሰማሚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳን ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ሽማ ንምሕኻኽ ንምውፃእ ንቤተሰብ ናይቶም ኣብ የመን ዝተቐተሉ ኣሜሪካውያን ባሕረኛታት ካሕሳ ክትከፍል ተሰማሚዓ።
እቶም 17 ኣመሪካውያን ባሕረኛታት ኣብ ሓንቲ የመናዊት ወድብ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2000 ዓ.ም.…
ኣብ ቻይና ቁፅሪ ብኮሮናቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ኣዝዩ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብታ ቀንዲ ማእከል ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዝኾነት ግዝኣት ሁበይ ቻይና ቁፅሪ መወትቲ ኣዝዩ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ።
ትማሊ 242 ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ብምምዋቶም ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝበዝሐ ምውታት ዝተመዝገበላ ዕለት ኮይና ኣላ ተባሂሉ።
ብዘይካ'ዚ ቁፅሪ…
ኣብ ከተማ ዉሃን ብውሑዱ 500 ሰራሕተኛታት ሕክምና ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ከተማ ዉሃን ብውሑዱ 500 ሰራሕተኛታት ሕክምና ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።
ንፈለማ ግዘ እቲ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝተርኣየላ ከተማ ዉሃን፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተትሓዙን ንሕልፈት…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ።
ንኣስታት 24 ዓማውቲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ዝመርሑ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ 95 ዓመቶም ካብዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ይፍለጥ።…
የመን ካብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ ሰብኣዊ ቅልውላው ከምዘንፀላለዋ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ የመን ካብ ዓለም ዝኸፍአ ሰብኣዊ ቅልውላው ከምዘንፀላለወ ተገሊፁ።
ካብ ዓለም ዋና ዋና ገበርቲ ሓገዝን ትካላት ርዳእታን ዓቢዪ ሓደጋ ንዘንፀላለዎም የመናውያን ሓገዝ ንምትእኽኻብ ኣብ ብራስለስ ዘተ ከምዝገበሩ ተሓቢሩ።
ህይወት ብሚሊየን…
ቻይና ምስ ኮሮናቫይረስ ብዝተተሓሓዘ ላዕለዎት ሰብመዚ ሰጒጓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ላዕለዎት ሰብመዚ ግዝኣት እታ'ቲ ቫይረስ ዝተልዓለላ ግዝኣት ሁበይ ተሰጒጐም።
ካብ ሓላፍነቶም ካብ ዝተሰጎጉ ላዕለዎት ሓለፍቲ፥ ሓላፊ ኮሚሽን ጥዕና፣ ዋና ፀሃፊ እቲ ገዛኢ ፓርቲ ተረቋሕቲ ኢዮም።
ምክትል ሓላፊ ቀይሕ መስቀል እቲ ከባቢ…