Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሰባት ሓድሽ ቫይረስ ኮሮኖ ናብ ዝተረኣየላ ከተማ ዉሃን ከይጓዓዙ ሰበ ስልጣን ቻይና ኣጠንቂቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰበ ስልጣን ቻይና ዛጊድ ትሽዓተ ሰባት ዝቐተለን ሓድሽ ቫይረስ ኮሮኖ ዝተረኣየላን ከተማ ዉሃን ዝኣትዉን ዝወፅኡን ሰባት ጉዕዞኦም ንክስርዙ ኣጠንቂቖም።
ኣስታት 11 ሚልየን ነበርቲ ዝርከቡላ ከተማ ዉሃን፥ ኣብታ ከተማ ዝግበሩ ህዝባዊ…
ኣብ ቡርኪናፋሶ ብዝተፈፀመ ግበረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ 36 ሰባት ተቐቲሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ቡርኪናፋሶ ብዝተፈፀመ ግበረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ ኣስታት 36 ሰባት ከምዝሞቱ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊፁ።
እቶም ብረት ዝዓጠቑ ጉጀለ ኣብ ሓደ ዕዳጋ 32 ሰባት ክቐትሉ እንለው፥ ኣብ ካልኦት ኣርባዕተ ዓድታት'ውን መጥቃዕቲ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ።…
ኣብ ጣቢያ ወታደራዊ መሰልጠኒ የመን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 111 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ጣቢያ ወታደራዊ መሰልጠኒ የመን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሚሳኤል 111 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ኣብ ከባቢ ማሬብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ወታደራት ዝተፈፀመ ኮይኑ፥ እቶም ወታደራት ኣብ ውሽጢ መስጊድ…
ኣብ ቻይና ዝተርኣየ ሓድሽ ቫይረስ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ከምዝመሓላለፍ ተረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ዛጊድ ኣርባዕተ ሰባት ዝቐተለን ብቕልጡፍ ይላባዕ ዘሎን ሓድሽ ቫይረስ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ክመሓላለፍ ከምዝኽእል ሰብመዚ እታ ሃገር ኣረጋጊፆም።
ብሰንኪ እቲ ነድሪ ሳምቡእ ዘኸትል ቫይረስ ወዲ 89 ዓመት ግዳይ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
እቶም…
ልዕሊ 45 ሚልዮን ሰባት ሃገራት ደቡብ ኣፍሪካ ንህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ተቓሊዖም – ውድብ ሕቡራት መንግስታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ምውዛዕ ኣየር ኣብ ሃገራት ደቡብ ኣፍሪካ ዝርከቡ ልዕሊ 45 ሚልዮን ሰባት ንህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከም ዝተቓልዑ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ።
ትሑት መጠን ዕቤት ቁጠባ እተን ሃገራት፣ ልዑል ወሰኽ ቑፅሪ በዝሒ ህዝቢ፣ ሓደጋ ድርቅን ውሕጅን…
ሴኔት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ዝቐረበ ክሲ ብዕሊ ምክርኻር ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ(ሴኔት) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቐረበ ካብ መዚነቶም ክሳብ ምውራድ ዝበፅሕ ክሲ ብዕሊ ምክርኻር ጀሚሩ።
ታሕተዋይ ባይቶ ኣመሪካ፥ ነተን ንፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ስልጣኖም ንምእላይ…
ሚሃይል ሚሹስቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ሩሲያ ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሩሲያ ፕዚዳንት ብላድሚር ፑቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ክሽየሙ ሕፁይ ገይሮም ዘቕረቡሉ ሽመት ኣፅዲቑ።
ፕዚዳንት ብላድሚር ፑቲን ሕገ መንግስቲ ንኽመሓየሽ ድሌት ከምዘለዎም ምግላፆም ስዒቡ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ዝነበሩ ዲሚትሪ…
ኣብ ሶርያ ከተማ ኢድሊብ ብተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣየር 18 ሰባት ንሕልፈት ተቓሊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶርያ ከተማ ኢድሊብ ብተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣየር 18 ሰባት ንሕልፈት ምቅለዖም ተገሊፁ።
እቲ መጣቃዕቲ ኣየር ኣብታ ከተማ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋን ዞባ ኢንዱስትሪን ዝተፈፀመ ኢዩ ተባሂሉ።
ሪሲያን ቱርኪን ኣብቲ ከባቢ ቶኽሲ ጠጠው ንምባል ድሕሪ…
ኣውሮፕላን ዩክሬን ተወቒዓ እንትትወድቕ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝቐረፀ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ወቒዓ ንዘውደቐታ ኣውሮፕላን ዩክሬን ተወቒዓ እንትትወድቕ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝቐረፀ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ።
ሓይሊ ድሕንነት ብሄራዊ ሓላዊ ዘብዒ ኢራን ነቲ ግለሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅረ ዘውዐሎ እንትኸውን፥ ምስ…
ፈረንሳይን ኣባል ሃገራት ቐጠና ሳሕልን ወታደራዊ ትሕብብረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይን ኣባል ሃገራት ቐጠና ሳሕልን ኣብቲ ከባቢ ዝረአ ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምምካት ዘኽእል ወታደራዊ ስምምዕነት ፈፂመን።
ፕዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን መራሕቲ ኣባል ሃገራት ቐጠና ሳሕልን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ትማሊ ዕለት ኣብ…