Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ዓመፅቲ ሑቲ ብግብረ ራዕዲነት ንክፍረጁ ትእዛዝ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዓመፅቲ ሑቲ ዳግም ብግብረ ራዕዲነት ንክፍረጁ ትእዛዝ ሂቦም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሰሜናዊ የመን ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ሑቲ ኣብ ናይ ወፃኢ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ንክካተቱ ኣብ ዝእዝዝ ረቂቕ ፖሊሲ ምፍራሞም ተገሊፁ።…
ወግዓዊ ስነ ስርዓት ሹመት ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ዝተዓወቱ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ምሸት መበል 47 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ብወግዒ ክሽየሙ ኢዮም።
እቶም ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ናብ ቤተ መንግስቲ ፃዓዱ ዝምለሱ ፕሬዚዳንት፥ ክልተ መጋባእያ…
እስራኤልን ሃማስን እሱራት ተለዋዊጠን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ሃማስን ኣብ ዝገበርኡ ልውውጥ እሱራት 90 ፍልስጤማውያንን ሰለስተ እስራኤላውያንን ናብ ስድረኦም ተፀንቢሮም።
እስራኤልን ሃማስን ድሕሪ ንሰሙናት ዝተገበረ ድርድር ኣብ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ምብፅሐን ይዝከር።
ነዚ ስዒቡ ኣብ ቀዳማይ…
ሎስ አንጀለስ ተወሳኺ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከጋጥማ ከምዝኽእል ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎስ ኣንጀለስ ካብ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ጀምሮ ከቢድ ንፋስ ከምዝህሉ ሓበሬታ ትንበያ ምውፅኡ ስዒቡ ተወሳኺ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከጋጥማ ከምዝኽእል ተሓቢሩ፡፡
ትንበያታት ለውጢ ኣየር ከምዘመላኸቱዎ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ክልል ሎስ ኣንጀለስ ካብ ሎሚ መዓልቲ…
ትራምፕ ናብ ዋይት ሃውስ ምስኣተኹ ምስ ፑቲን ክዝት እየ ኢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ስልጣን ምስተረከቡ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ከምዝዛተዩ ተዛሪቦም፡፡
ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ንካልኣይ ግዘ ስልጣን ዝጨበጡ ኣዛራራባይ ትራምፕ ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲታት ቃለ-ማሕላ ብምፍፃም ናብ…
ላዕለዋይ ልኡኽ ድሕንነት እስራኤል ኣብ ጉዳይ እስራኤል-ጋዛ ንምዝታይ ናብ ዶሃ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ልኡኽ ድሕንነት እስራኤል ኣብ ጉዳይ እስራኤል-ጋዛ ንምዝታይ ናብ ኳታር ዶሃ ኣቲዩ።
ኣቐባሊ ቃል ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ኣካላት ኣብ ስምምዕነት ክብፃሕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ግምት ከምዘለዎም…
ኣብ ኬኒያ ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ነፋሪት ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኬኒያ ከተማ ክዋቾቻ ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ንእሽቶ ነፋሪት ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
እታ ነፋሪት እንትትሕምሸሽ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ሰባት ከምዝወቕዓቶም ነቲ ኩነታት ዝረኣዩ መስክራት ዓይኒ ገሊፆም።
ክልተ ሰባት ብስብርባር እታ ነፋሪት…
ሽዱሽተ ንከባቢታት ሎስ ኣንጅለስ ዘንዱዱ ዘለው ሓዊታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢታት ሎስ ኣንጅለስ ብሰንኪ ዝተላዕለ ሓደገኛ ባርዕ ጫካ ክሳብ ሐዚ 10 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ብዙሓት ነበርቲ ካብቶም ከባቢታት ከወፅኡን ኣዋጅ ህፁፅ ግዜ ክእወጅን ምኽንያት ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ፓሊሴድስ፣ ኢተን፣…
ኣብ ሎስ ኣንጀለስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 57 ቢሊየን ዶላር ዝግመት ጉድኣት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ገዝኣት ደቡብ ካሊፎሪኒያ ኣሜሪካ ኣብ እትርከብ ሎስ ኣንጀለስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 57 ቢሊየን ዶላር ዝግመት ጉድኣት በፂሑ።
እቲ ባርዕ ሓዊ፥ ልዑል ንፋስ ዝተሓወሶ ከምዝኾነን ሐዚ እውን ብናህሪ ይቕፅል ከምዘሎን ተገሊፁ።
ብሰንኪ…
ኢራን ሓዱሽ ስርዓት ፀረ ኣውሮፕላን ሚሳኤል ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ኤሮስፔስ ኣብዮታዊ ዘብዒ ኢራን መሰረተ ልምዓታት ኑክሌር እታ ሃገር ንምሕላው ሓዱሽ ስርዓት ፀረ-ኣውሮፕላን ሚሳኤል ዕላዊ ገይሩ፡፡
ኣብ ታሪኽ ኢራን ኣዚዩ ዘበናዊ ዝተብሃለ ስርዓት ፀረ-ኣውሮፕላን ሚሳኤል ብጉጅለ ኤሮስፔስ ኢራን ዝተገጣጠመ…