ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 338 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዘይሕጋዊ ፍርያታት ተታሒዞም mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልዕሊ 338 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ፍርያታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኖም ምትሓዞም ተገሊፁ፡፡ እቶም ፍርያታት ዝተትሓዙ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ምስ ግልጋሎት ብሄራዊ መርበብ ሓበሬታን ደሕንነትን፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ስርዓት ምምሕደራ ትራንስፖርት ፅዕነት ተመሪቑ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተዋደደ ስርዓት ምምሕደራ ትራንስፖርት ፅዕነት ኣመሪቑ፡፡ እቲ ስርዓት ምዝገባ ኦፕሬተርነት ትራንስፖርትን ፍቓድ ኣወሃህባ ተሸከርኸርቲን ኣሽከርከርቲን መረዳእታ ብምውዳድ ንምምሕዳር ዘኽእል እዩ ተባሂሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኹሉ ዝሓቑፍ ህንፀት ሰላም ንክህሉ ጠመተ ተዋሂቡ ክስራሕ እዩ-ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ፣ መናእሰይን ግዳያት ክፋል ማሕበረሰብን ንህንፀት ሰላም ዘለዎም ግደ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ(ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ “ሰላም ተለማመዱ ብሰላም ንበሩ”ዝተብሃለ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሜክሲኮ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስግግር ሕርሻ ቴክኖሎጂ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ሜክሲኮ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሊሃንድሮ ኢስቲቪል ዘትዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ÷ኢትዮጵያ ቕድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ፅግዕተኛ ዝናብ ዝነበሮ ልምዓት ስርናይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብመስኖ ብስፍሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልታት ዝናብ ዝህቡ ምስልታት ሜትሮዎሎጂ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ እዮም mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልታት ዝናብ ዝህቡ ምስልታት ሜትሮዎሎጂ ኣብ መብዛሕቲኦም ዝናብ ሓጋይ ተጠቀምቲ ከባቢታት ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ምስዙይ ብዝተተሓሓዘ ኣብ ደቡብ ምዕራብ፣ ደቡብ፣ ማእኸላይ፣ ምብራቕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ስልጠና ፋና ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማእኸል ስልጠና ፋና ሚዲያ ኮርፓሬሽን ኣፍልጦ ኣብ ዝረኸበሎም ሰለስተ ዓውድታት ሞያ ስሩዕ ስልጠና ምሃብ ምጅማሩ ሎሚ ኣብሲሩ፡፡ እቲ ማእኸል ቕድሚ ሕዚ ኣብ ብጋዜጠኝነት፣ ሚዲያ ኮሙኒኬሽንን ሚዲያ ቴክኖሎጂን ስራሕቲ ስልጠናን ምምኻርን ክሰርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘመዝገበቶ ዕብየት ኢኮኖሚ ንካልኦት መርኣያ ምዃን ከምትኽእል ፓኪስታን ገሊፃ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዲ/ር) ምስ ፍሉይ ኣማኻሪ ርክብ ወፃኢ ቀዳማይ ሚስትር ፓኪስታን ሰይድ ታሪቅ ፋጢሚ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ኣብተን ሃገራት ሰላም፣ ምዕባለን ዘላቂ ልምዓትን ሓበራዊ ሸቶታት ንምስካዕ በዓል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ክልቲኣዊ ዘተ ኣሜሪካን ሩሲያን ኣብ ኢስታንቡል ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ዙር ክልቲኣዊ ዘተ ኣሜሪካን ሩሲያን ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኣሜሪካ ኣሌክሳንደር ዳርኪቭን ምክትል ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳት ወፃኢ ኣብ ኣሜሪካ ሶናታ ኮልተርን ዝተመርሑ ጉጅለ ልኡኽ ኽልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንልምዓት ኮሪደር ከተማ ጋምቤላ ኢትዮጵያዊያን ደገፍ ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ንልምዓት ኮሪደር ከተማ ጋምቤላ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ምትእኽኻብ እቶት÷ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣለሚቱ ኡሞድ ኣብዝተረኸባሉ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ፈላማይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር እናተሳለጠ እንትኾን÷ ኣብቲ…
ቴክኖሎጂ ንተቀምቲ ቴሌግራም ዝተመሓላለፈ ናይ መጠንቀቕታ መልእኽቲ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣጠቃቕማ ኢንተርኔት በቢ መዓልቱ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ኣብዚ ዘበን፣ ምስዙይ ተተሓሒዙ ዝመፁ ስግኣታት እናተስፋሕፍሑ እዮም፡፡ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ደሕንነትን ኣብ ቀረባ እዋን ብዙሓት ሓደገኛ ኣድራሻታት ኢንተርኔት( URLs) መርሚሩ፣…