Fana: At a Speed of Life!

ካብ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ዝተውሃበ መግለፂ

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት 1 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ኣኼባ ሃገራዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት ገምጊሙ፡፡ ኢትዮጵያ ንዘበናት ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ዲፕሎማሲያዊን ስብራታት ገጢሞምዋ ነይሮም፡፡ እዞም ስብራታት ብምፅጋን ናብ ምዕባለ ትገብሮ ጉዕዞ እናቀላጠፈት ትርከብ፡፡…

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሃሙድ አሊ ዩሱፍ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላምን ፀፅታን ምዕሳል ኣብ ዘከኣለሎም ጉዳያት ብትኹረት ተመያይጦም፡፡ ብፍላይ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን፣ ደቡብ…

ብፍልጠት ብቑሓት ዝኾኑ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ንምፍራይ ዝበረታታዕ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ብፍልጠትን ክእለትን ብቑዓት ኣመራርሓታትን ሰብ ሙያን ንምፍራይ ዝበረታታዕ ስራሕቲ እናተወገኑ ኣለዉ ክብሉ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ብርክብ ህዝቢን ዓለም…

ክልል ኣምሓራ ቀፃሊ ኮንፈረንስ ትካላት ሃይማኖት ንኽተሰናድእ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ "ትካላት ሃይማኖት ንኩለመዳይ ሰላምን ዕርቂን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጅማ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ተዛዚሙ፡፡ ንክልተ መዓልቲታት ኣብ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ካብ መላእ ሃገር…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 24 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለው ቡን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 24 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ 3 ሺህ 700 ኩንታል ፍርያት ቡን ምሓዙ ኣፍሊጡ። እቲ ፍርያት ቡን ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማ ደብረ ብርሃን ንምሳድ ከምኡ እውን ካብ ኣዲስ ኣበባ…

ወታደራዊ ልኡኽ ናይጄሪያ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ማእኸል ሪሶርስ ወታደራዊ ልኡኽ ናይጄሪያ ስራሕቲ ለውጢ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ተዓዚቡ። ኣብ ዑደቶም ድማ፤ ዘበናዊ መራኸቢ ፖሊስ ዲጂታል ሬድዮ፣ ማእኸል ኮንትሮል ኮማንድ፣ ቀጥታ መቐበሊ ሓበሬታ፣ መተግበሪ ተሳትፎ ዜጋታትን…

ፓርቲ ብልፅግና ዘሰናደኦ ስልጠና ኣመራርሓ ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ዝሰናደአ ስልጠና ንኣመራርሓ ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ስልጠና “ድሕረ ሓቂ ዘበን ብሓቂን ፍልጠትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ከምዝተጀመረ ካብቲ ፓርቲ…

ኢትዮጵያ ገበን ኣብ ምክልኻል እናሰርሐቶም ትርከብ ተግባራት ንተወልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ምክልኻል ገበን ተተሓዙ ኣብ ኢትዮጵያ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ንተወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣቕሪቡ፡፡ መበል 15 ኮንፈረንስ ምክልኻል ገበንን ፍትሒ ገበንን ሕቡራት መንግስታት ኣኼባ ቅድመ ምድላው…

ኩባኒያታት ኔዘርላንድስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎም ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ንኸጠናኽሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ኩባኒያታት ኔዘርላንድስ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝፈጠሮ ምቹው ዕድል ብምጥዋም ተሳትፎ ኢንቨስትመንቶም ንኸጠናሕሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ኔዘርላንድስ ኣብ ኢትዮጵያ ክርስቲን…

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ባርሴሎና ምስ ቦርሲያ ዶርትሙንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ቀፂሎም እንትካየዱ ባርሴሎና ምስ ቦርሲያ ዶርትሙንድ ከምኡ እውን ፒኤስጂ ምስ ኣስቶንቪላ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ጋንታ ካታላን ባርሴሎና ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳኣ ንጀርመናዊት…