Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቀፃሊ ግዘታት ህዝቢ ትግራይ ናብ ልምዓትን ድልየት ለውጥን ዘዕውቱ ተግባራት ክስርሑ እዮም- ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቀፃሊ ግዘታት ህዝቢ ትግራይ ናብ ልምዓትን ድልየት ለውጥን ዘዕውቱ ተግባራት ከምዝካየዱ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም፡፡ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

ኢትዮጵያን ብራዚልን ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ምክያድ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ኣብ ብራዚል ከተማ ሳኦፖሎ ምክያድ ከምዝጀመራ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልዑልሰገድ ታደሰ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚልን ዳሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ኣንቶኒዮ…

ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ሰብሞያታት ምምዝጋብ ይኹን ሞያዊ ብቕዓት መረጋገፂ ምሃብ ኣይኽእልን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ÷ ንጋዜጠኛታት ወይ ድማ ንሰብ ሞያታት ሚዲያ ናይ ምምዝጋብ ይኹን ሞያዊ ብቕዓት መረጋገፂ ናይ ምሃብ ተግባር ይኹን ሓለፍነት ከምዘይብሉ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣገንዚቡ፡፡ እቲ በዓል መዚ ኣብ…

ካናዳ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር እናሰርሐት ምዃና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ጆሽዋ ታባንን ፍሉይ ልኡኽ ካናዳ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ቤንማርክ ዴንዴርን ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ታሪኻዊ ርክብ ኢትዮጵያን ካናዳን ብዝበለፀ ንምጥንኻር…

ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ንላዕለዋይ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ተሞክሮ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ንላዕለዋይ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ተሞክሮ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣካፊለን። 49 ኣባላት ዘካተተ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዑደት ስራሕ ገይሩ።…

መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ኣበርኪቶም፡፡ መሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣…

ሰብ ሞያ ኮሙኒኬሽን ሓድነታ ዝተጠናኸረት ሃገር ኣብ ምህናፅ እጃሞም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኮሙኒኬሽን ሓድነታ ዝተጠናኸረት ሃገር ኣብ ምህናፅ ዘለዎም ግደ ዕዙዝ ስለዝኾነ ነዚ ነኸጠናኽሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ሚኒስትር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡…

ኢትዮጵያ ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ንምዕዋት ይስራሕ ኣሎ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንምዕዋት እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ኣብ ብሄራዊ ዘተ ኮሚቴ ትካል ንግዲ ዓለም ተዳራዳሪ ዝኾኑ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳር ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ብሄራዊ…

ኣብ ሰለስተ ክልላት ዝትግበር ፕሮጀክት ተንቀሳቃሲ ክሊኒክ ሕክምናን ስነ-ምግቢን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ዓፋርን ሶማሌን ኣብ ዝርከባ 18 ወረዳታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት ተንቀሳቃሲ ክሊኒክ ሕክምናን ስነ-ምግቢን መርሃ ግብሪ ምጅማር ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሁሪያ ዓሊ÷ እቲ ፕሮጀክት…

ኢትዮጵያ ክብሪን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ክተፋልጥ እያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ባህሊ ክብሪታትን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ”ባህሊ ድልድል ኢትዮጵያ ንምትእስሳር ህዝቢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ከተፋልጥ ምዃና ተገሊፁ፡፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለው ዓበይቲ ባህላዊ ክብርታት፣ ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን…